ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣመራርሓን ኣባላትን ቤት ምኽሪ ማሕበራት ዘፈር ንግዲ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ማእኸል ኢንተርናሽናል ኮንቬንሽን ኣዲስ ዑደት ኣሳሊጦም።
እቲ ማእኸል ማሕበረሰብ ንግዲ ኣብ ስርዓት ንግዲ ብምትእስሳር ምስ ካሊእ ዓለም ተወዳዳራይነቶ ንኽውስኽ ዘኽእል ከምዝኾነ ኣባላት እቲ ማሕበር ኣብ እዋን ዑደት ተዛሪቦም፡፡
ብብርኪ ዓለም ሃገር በቆል ፍርያት ንምፍላጥን እታ ከተማ ማእኸል ቱሪዝም፣ ኮንፈረንስን ኤግዚቢሽንን ንምግባር ልዑል ግደ ከምዘለዎ ምግላፆም ካብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡