ኣብ ሃገራዊ ኣጀንዳ ብሓባር ምዝታይን ኣፈላላያት ብዘተ ምፍታሕን ነዚ እዋን ዝምጥን ኢዩ-ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሃገራዊ ኣጀንዳ ብሓባር ምዝታይን ኣፈላላያት ብዘተ ምፍታሕን ነዚ እዋን ዝምጥን መገዲ ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣገንዚቦም።

እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ናይ ኮምቦልቻ ሃገራዊ ናይ ኢንዱስትሪን ፋይናንስን ኤክስፖ ሎሚ ኣብቲ ቦታ ብምርካብ ኣጀሚሮም።

ኣብቲ እዋን ናይ ዴሴን ኮምቦልቻን ሀዝቢ ሰላም ፈታዊ ብምዃኑ ግዝኡን ፍልጠቱን ንልምዓትን ምዕባለን የውዕል ኣሎ ኢሎም።

ናይቲ ከባቢ ህዝቢ ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ብትኽክል ይትግብር ኣሎ ብምባል፥ እዚ ድማ ንካልኦት ከባቢታት መርኣያ ዝኸወን ተግባር ከምዝኾነ ገሊፆም።

ፍሪያት ብዝበለፀ ክብ ንምባል ማሕበረሰብ ብዘሳተፈ ርብርብ  ዘላቒ ሰላም ምንጋስ ከምዝግባእ ኣገንዚቦም።

ጎንፂ ፆሞቕቲ ንህዝቢ ዝረብሕ ዕላማን ባህጊን ዘይብሎም ናይ ሃገርን ህዝብን ፀላእቲ ዝኾኑ ተለኣኣኽቲ ኢዮም ኢሎም።

እዚ እዋን ብዘበናዊ ቴክኖሎጂ ብምድጋፍን ብምዕባይን ብልፅግና ዕላዊ ዝኾነሉ እንበር ንጥፍኣት ድሑር ጠበንጃ ዝተሓዘሉ ኣይኮነን ክብሉ ኣገንዚም።

ብመላኩ ገድፍ

 

Comments (0)
Add Comment