ኣብ ውድድር ማራቶን ለንደን ኣትሌት ትእግስት ኣሰፋ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 45 ውድድር ጉያ ማራቶን ለንደን ብደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት ትእግስት ኣሰፋ ቀዳመይቲ ብምውፃእ ተዓዊታ፡፡

ኣትሌት ትግስት ነቲ ርሕቐት ንምዝዛም 2 ሰዓት 15 ደቒቕን 50 ሰከንድን ወዲኡላ፡፡

ኣብ መርሃ ግብሪ እቲ ውድድር ኬንያዊት ኣትሌት ጄፕኮስፔ ካልአይቲ ከምኡ እውን ኣትሌት ሲፋን ሓሰን ሳልሰይቲ ብምውፃእ ውድድረን ዛዚመን፡፡

ማራቶን ለንደን ኣብ ኣትሌቲክስ ዓለም ደረጃ ፕላቲንየም ዘለዎው ካብ ዓበይቲ ውድድራት ማራቶን ዓለም ሓደ ኢዩ፡፡

Comments (0)
Add Comment