ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓ.ም ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ ትሸዓተ ኣዋርሕ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ሎሚ ተጀሚሩ፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኦም ከምዝበልዎ÷ ኣብቲ ገምጋም “ኣብ ቀፃሊ ሰለስተ ኣዋርሕ ስራሕቲ ትልሚ ንምጥንኻር ዝረድኡ ዘተ ክነኻይድ ኢና”፡፡
ክሳብ ሕዚ ዘዐወትናዮ ውፅኢት ሰፊሕ ስራሕቲ ይኹን እምበር ዓወትና ከይኣዘናገዐና ናብ ዝለዓለ ብራኸ ዘለዓዕል ክኸውን ይግባእ ኢሎም፡፡