ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያዊት ኣትሌት ሱቱሜ ከበደ ኣብ ህንዲ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር 25 ኪሎ ሜትሮ ኮልኮታ ቀዳመይቲ ብምውፃእ ተዓዊታ።
እታ ኣትሌት ነቲ ውድድር 1፡19፡17 ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ቀዳመይቲ ወፂኣ።
ንኣትሌት ሱቱሜን ስዒባ ኬንያዊት ኣትሌት ቼፕንግኖ ካልአይቲ ብምውፃእ እንትትዛዝም፤ ባህሬናዊት ኣትሌት ጂሳ ድሞ ሳልሰይቲ ወፂኣ።