ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ ኣረጋ ከበደ ንዝተፈላለዩ ኣመራርሓታት ሹመት ሂቦም፡፡
በዙይ መሰረት:-
1.ሓገዚ ኮሚሸነር ኣበበ ውቤ፤ ምክትል ሓላፊ ኮሚሽነር ዘፈር ምክልኻል ገበን ኮሚሽን ፖሊስ እቲ ክልል
2.ሓገዚ ኮሚሽነር ታደሰ አያሌው፤ ምክትል ሓላፊ ኮሚሽነር ዘፈር ምርመራ ገበን ኮሚሽን ፖሊስ እቲ ክልል
3.ኮማንደር አያልነህ ተስፋዬ፤ ምክትል ሓላፊ ኮሚሽነር ዘፈር ምምሕዳርን ልምዓትን ኮይኖም ንክሰርሑ ካብ 7 ሚያዝያ 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ሹመት ሂቦም፡፡