እቲ በዓል ብምርድዳእን መኣዲ ብምክፋልን ምኽባር ካብ ሰዓብቲ እቲ ሃይማኖት ትፅቢት ከምዝግበር ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ግልግሎት መንግስቲ ኮሙኒኬሽን ፅባሕ ዝኽበር በዓል ትንሳኤ ኣመልኪቱ መግለፂ እንዃዕ ኣብፀሐኩምን መልእኽቲ ሰናይ ትምኒትን ኣመሓላሊፉ፡፡

ኣብቲ መልእኽቲ፦ ትንሳኤ እየሱስ ክርስቶስ ኣብ ሰዓብቲ ሃይማኖት ክርስትና ብልዑል ድምቀትን ዝኽበር፣ ብምርድዳእን ብምትሕስሳብን ብልዑል ብርኪ ዝረኣየሉ በዓል ምዃኑ ተሓቢሩ፡፡

እቲ በዓል ከምዝተለመደ ብምርድዳእ ብምትሕስሳብ ንዓቕመ ደካማ ብምሕጋዝን መኣዲ ብምክፋልን ምኽባር ካብ ሰዓብቲ እምነት ትፅቢት ዝግበር ምዃኑ ኣገንዚቡ፡፡

 

 

 

Comments (0)
Add Comment