ክልል ጋምቤላ ዝተፈላለዩ ሽመታት ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ጋምቤላ ዝተፈላለዩ ሽመታት ከምዝሃበ ኣፍሊጡ፡፡

ብመሰረት እዚ፦

  1. ኣይተ ቻም ኡቦንግ – ሓላፊ ቢሮ ከባቢን ንብረት ኣየርን እቲ ክልል
  2. ኣይተ ኮንግ ጆክ – ዋና ኮሚሽነር ኮሚሽን ፕላን ከተማታት እቲ ክልል
  3. ኣይተ ሙሴ ጋጄት – ምክትል ሓላፊ ቢሮ መስኖን ቆላማን

4.ወይዘሮ ታቢታ ኡሪያሚ – ምክትል ሓላፊት ቢሮ ከተማ መሰረተ ልምዓትን

5.ኢንጂነር ጓነር ጆክ – ምክትል ሓላፊት ዘፈር ልምዓት ከተማ ቢሮ መሰረተ ልምዓት ከተማ

  1. ኣይተ ቦት ጋች – ምክትል ሓላፊ ቢሮ ፋይናንስን ኢኮኖሚን

7.ዶክተር ሞክ ያንግዶንግ – ምክትል ምክትል ሓላፊ ቢሮ ልምዓት ሃፍቲ እንስሳን ዓሳን እቲ ክልል

8.ወይዘሮ ኛልዊት ፓል – ምክትል ዳይሬክተር ኤጀንሲ መረጋገፂ ብቕዓት ሞያ

  1. ኣይተ ደሳለኝ ብሩ – ምክትል ኮሚሽነር ዘፈር ኢኖቬሽን ቴክ/ኮሚ/ኣይ ሲ ቲ
  2. ኣይተ ኒያል ቶት – ምክትል ዲን ምምሕዳር ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ኦፔኖ
  3. ኣይተ ኮንግ ጋች – ምክትል ዳይሬክተር በዓል መዚ መገዲታት ገፀር
  4. ኣይተ ኡኬሎ ኡማን – ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ዳያስፖራ
  5. ኣይተ ጋርዊች ጋች – ምክትል ሓላፊ ቢሮ ማይን ኢነርጂ
  6. ኣይተ ኣቦር ኣሌክስ – ኣማኻሪ ማሕበራዊ ጉዳያት ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ብምዃን ከምዝተሸሙ ተገሊፁ፡፡
Comments (0)
Add Comment