ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ሕፁያት ኣባላት ኮሚቴ መልማሊ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ሾይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ሕፁያት ኣባላት ኮሚቴ መልማሊ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ሾይሞም፡፡

እቲ ኮሚቴ÷ ብመሰረት ሕገ መንግስቲ ፌ.ዴ.ሪ.ኢ ዓንቀፅ 102ን ብኣዋጅ መጣየሺ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ቁፅሪ 133/2011 ዓንቀፅ 5(1) መሰረት ካብ 17 መጋቢት 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ኢዩ ተሾይሙ፡፡

ብመሰረት እዚ፡-

  1. ቀሲስ ታጋይ ታደለ – ኣካቢ
  2. ፕ/ር ተከተል ዮሃንስ – ኣባል
  3. ኣይተ ባዬ በዛብህ – ኣባል
  4. ዶ/ር ዮሃንስ በንቲ – ኣባል
  5. ኣይተ ካሳሁን ፎሎ – ኣባል
  6. ወ/ሮ እርግበ ገ/ሃዋሪያት – ኣባል
  7. ወ/ሮ እንግዳዬ እሸቴ – ኣባል
  8. ሰብስብ ኣባፍራ ኣባጆብር – ኣባል
ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment