ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓለም ለኸ ትካላትን ኤምባሲታትን ንበዓል ጥምቀት ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ኤምባሲታት ብሪታኒያ፣ ኣሜሪካ፣ ስዊድን፣ ኣውስትራሊያ፣ ጀርመን፣ ጣሊንያን፣ ካናዳን ስዊዘርላንድን ኢዮም ነቲ መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ዝገለፁ።
ብተወሳኺ ሕቡራት መንግስታት ንመልላእ ኢትዮጵያዊያን ሰዓብቲ እምነት ክርስትና እንቋዕ ኣብፀሐኩም ኢሉ።