ዓወት ዓድዋ ኢትዮጵያዊነት ብዝበለፀ ንኽግለፅ ልዑል ትምህርቲ ዝሃበ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ

ዲስ አኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓወት ዓድዋ ኢትዮጵያዊነት ብዝበለፀ ንኽግለፅ ልዑል ትምህርቲ ዝሃበ ዝሃበ ምዃኑ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ገሊፆም።
መበል 129 በዓል ዓወት “ዓድዋ ዓወት ፀለምቲ ህዝቢታት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ዝኽሪ ዓዘት ዓድዋ ይኽበር ኣሎ።
ኣብቲ በዓል ተረኺቦም መልእኽቲ ዘመሓላለፉ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ፤ ዓወት ዓድዋ ኢትዮጵያዊነት ብዝበለፀ ንኽግለፅ ልዑል ትምህርቲ ዝሃበ ከምዝኾነ ገሊፆም፡፡
ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment