ድሮ በዓል ፊቼ ጫምባላላ  “ፊጣሪ ሃዋሮ” ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ድሮ በዓል ፊቼ ጫምባላላ መለወጢ ዘበን ብሄር ሲዳማ  “ፊጣሪ ሃዋሮ” ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይኽበር ኣሎ።

ኣብቲ ስነ ስነስርዓት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ደስታ ሌዳሞ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ተረኺቦም።

“ፊጣሪ ሃዋሮ” ብዝብል ዝፍለጥ እቲ ክብረ በዓል ኣብ ኣዳራሽ ባህሊ ሲዳማ ኢዩ ዝኽበር ዘሎ።

Comments (0)
Add Comment