ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ዋና ፀሓፊ በዓል መዚ በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ተዛቲዮም።

ኣብ ዘተኦም ድማ ስትራተጂግ ሸቶታት ኢጋድ ምስ ጠለብ ኢትዮጵያ ሓቢሩ ዝኸይድ ከምዝኾነ እቶም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፆም።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment