ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዮስ (ዶ/ር) ሓዱሽ ምስ ዝተሸሙ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ደቡብ ሱዳን መንዳይ ሰማያ ኩምባ ተዛቲዮም፡፡
ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ሞንጎ እተን ሃገራት ዘለዉ ትኹረት ዝጠልቡ ክልተኣዊን ዞባዊን ጉዳያት ብምድሃብ ተመያይጦም፡፡