ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ኣብ ሃገራት ደቡባዊ ዓለም ምትሕብባር ክጠናኸር ሓቲቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ሃገራት ደቡባዊ ዓለም ንሓበራዊ ዕብየት ምትሕብባሮም ከጠናኽሩ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ሓቲቶም፡፡

ኣብ ብራዚል ሪዮ ዲ ጄኔሮ ክካየድ ዝፀንሐ ኣኼባ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ተዛዚሙ፡፡

እቶም ሚኒስተር ኣብቲ ኣኼባ ኣብ ዘስምዖ መደረ፤ ኣብ ምምሕዳር ስርዓት ዓለም እናጋጠሙ ዘለው ዘይግመቱ ፖለቲካዊ ቅልውላዋት ብምሕባር ኣብ ሃገራት ደቡባዊ ዓለም ምትሕብባር ክጠናኸር ከምዘለዎ ኣገንዚቦም፡፡

ምስቲ ኣኼባ ጎና ጎኒ ምስ ኣባላት ብሪክስን ሚኒስትራት ወፃኢ ጉዳይ መሓዙት ሃገራትን ኣብ ክልቲኣዊ ጉዳይ ዘተ ምክያዶም ካብቲ ሚኒስትር ዝተረኸበ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment