ጨፌ ኦሮሚያ ዝተፈላለዩ ሹመታት ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)8ይ ስሩዕ ጉባኤኡ እናካየደ ዝርከብ ጨፌ ኦሮሚያ ብርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ሽመልስ ኣብዲሳ ዝቐረቡሉ ዝተፈላለዩ ሹመታት ኣፅዲቑ።

ብመሰረት እዚ፦

1.ኣይተ ከፍያለው ተፈራ… ብመዓር ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ዋና ተፀዋዒ ጨፌ ኦሮሚያ

  1. ኣይተ ኣዲሱ ኣረጋ … ብመዓር ምክትል ርእሰ ምምሕዳር መተሓባበሪ ክላስተር ገፀር ልምዓት
  2. ኣይተ ሳዳት ነሻ … ብመዓር ምክትል ርእሰ ምምሕዳር መተሓባበሪት ማሕበራዊ ክላስተር

4.ነጻነት ወርቅነህ (ፕ/ር)… ሓላፊ ቢሮ ጥዕና ኦሮሚያ

  1. ኣይተ ተስፋዬ ቱሉ… ሓላፊ ቢሮ እቶት ክልል ኦሮሚያ
  2. ነመራ ገበየሁ (ዶ/ር)… ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ልምዓት መዓድን ኦሮሚያ
  3. ኣይተ ፍሰሃ በላይነህ… ዋና ዳይሬክተር ኦቢኤን

ብምግባር እቲ ጨፌ ብሙሉእ ድምፂ ኣፅዲቑ

ብታምራት ደለሊ

Comments (0)
Add Comment