ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ፀወታታት ርብዒ ፍፃመ ኤፍ ኤ ካፕ ሎሚ ክካየዱ ኢዮም።
ኣብቲ ናይ ሎሚ መዓልቲ መርሃ ግብሪ ፉልሃም ምስ ክሪስታል ፓላስ፣ ብራይተን ምስ ኖቲንግሃም ክጋጠማ ኢየን።
ሰዓት 9፡15 ድሕሪ ቀትሪ ፉልሀም ኣም ሜድኡ ክሪስታል ፓላስን ከተኣናግድ ኢዩ።
ምሸት ሰዓት 2፡15 ድማ ብራይተን ኣብ ሜድኡ ምስ ኖቲንግሀም ፎረስት ክጋጠም ኢዩ።