ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ በዓል ልደት ፈረንጂ ንዘኽብሩ ኩሎም መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም።
እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ እቲ በዓል ሰላም፣ ደስታን ተወሳኺ በረከትን ንኸምፅእ ተመኒዮም፡፡