316 ተረባሕቲ ማእኸላት ተስፋ ብርሃን ናብ ሰራሕ ፈጣርነት ተሰጋጊሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) 316 ደቂ ኣንስትዮ ተረባሕቲ ማእኸላት ተስፋ ብርሃን ደገፍ ተገይሩለን ኣብ ዝተፈላለዩ ሞያዊ ዓውድታት ክጣየሽ ተገይሩ፡፡
እተን ተረባሕቲ ኣብ ዝተፈላለዩ ሙያዊ ዓውድታት ንክዋፈራ ዘኽእል ስልጠናን ስራሕ ዝደልያሉ መሳርሒታትን ደገፍ ተገይሩለን፡፡
ሎሚ 316 ተረባሕቲ ማእኸላት ተስፋ ብርሃን ናይ ምጥያሽ መርሃ ግብሪ ዝተካየደ እንትኾን ፤ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ልዕሊ100 ዝኾኑ ብምጥያሽ ናብ እቶት መርከቢ ስራሕቲ ክዋፈሩ ምስርሑ ተሓቢሩ፡፡
ቢሮ ማሕበራዊ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ስልጠናን መስርሒ ሓገዛትን ምሃቡ ተገሊፁ፡፡
Comments (0)
Add Comment