ንፈለማ እዋን ኣብ ኢትዮጵያ ቫይረስ ኮሮና ምስ ዝተረኸቦ ጃፓናዊ ውልቀ ሰብ ርክብ ምስ ዝነበሮም ሰባት ተራኺቡ ዝነበረን ትማሊ ምርመራ ቫይረስ ኮሮና ዝተገበረሉን ጋዜጠኛ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ካፍቲ ቫይረስ ናፃ ምዃኑ ተረጋጊፁ። Read more