ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ኣብ ከይዲ ምምሃርን ምስትምሃርን ቴክኖሎጂ መሰረት ክገብራ ኣንፈት ተቐሚጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ከይዲ ምምሃርን ምስትምሃርን ቴክኖሎጂ መሰረት ዝገበራ ንክኾና ኣንፈት ምቕማጡ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣይተ ኮራ ጡሽኔ ንፋና ሚድያ ኮርፖሬሽን ከምዝበልዎ፥ ላዕለዎት ትካላት…