ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወርሒ ሎሚ ብምርኣያ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ፅባሕ ክኽበር ኢዩ Desta Mar 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ወርሒ ሎሚ ብምርኣያ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ፅባሕ21 መጋቢት 2917 ዓ.ም ክኽበር ኢዩ ተባሂሉ። ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣል-ፈጥር ምኽኒያት ብ፥እግባር ኣብ ዘመሓላለፍዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ፖለቲካ ሓሳብ ዘለዎ ጉጅለ ብሰለማዊ መገዲ ኣብ መድረኽ ፖለቲካ ንክወዳደር ዘኽእል በሪ ክፍቲ ኢዩ- ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር) Desta Mar 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ዝኾነ ይኹን ናይ ፖለቲካ ሓሳብ ዘለዎ ጉጅለ ብሰለማዊ መገዲ ኣብ መድረኽ ፖለቲካ ንክወዳደር ዘኽእል በሪ ክፍቲ ገይሩ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ተፀዋዒ መንግስቲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር) ገሊፆም። ተስፋዬ በልጅጌ(ዶ/ር)…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ዲስትሪክት መቐለ ን150 ዝተፀገሙ ወገናት ንበዓል ዒድ ኣልፈጥር መውዓሊ ሓገዝ ገይሩ Desta Mar 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ዲስትሪክት መቐለ ኣብ መቐለን ከባቢኣን ንዝነብሩ 150 ዝተፀገሙ ወገናት ንበዓል ዒድ ኣልፈጥር መውዓሊ ሓገዝ ስነ ስርዓት ምክፋል መኣዲ( ሰደቃ) ገይሩ። ፕሬዝደንት ጉዳያት እስልምና ትግራይ ሸኽ ኣደም ዓብደልቃድር፥ እዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ጋምቤላ ክታበት መከላኸሊ ኮሌራ ይወሃብ ኣሎ Desta Mar 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ ንልዕል 990 ሺሕ ክፋላት ማሕበረሰብ ተበፃሒ ዝገብር ክታበት መከላኸሊ ሕማም ኮሌራ ይወሃብ ኣሎ። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቅደስ ዳባ ነቲ ክትባት ኣብ ዘጀመራሉ እዋን፥ ለበዳ ሕማም ኮሌራ ኣብ ዘጋጠመሎም ወረዳታት ጊዚያዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዒድ ኣልፈጥር እንትኽበር ንዝተፀገሙ ብምሕጋዝ ክኸውን ከምዝግባእ ተገሊፁ Desta Mar 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ኢድ ኣልፈጥር ምኽኒያት ብምግባር መልእኽቲ ሰናት ትምኒት ኣመሓላሊፎም። ኣብ መልእኽቶም፥ ህዝበ ሙስሊም እቲ በዓል እንተኽብር ኣስተምህሮት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዩንቨርስቲ ኣርባምንጭ ኣካዳሚ ማሪታይምስ ንምኽፋት ዘኽእል ስምምዕነት ተኸቲሙ Desta Mar 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዩንቨርስቲ ኣርባምንጭ ኣካዳሚ ማሪታይምስ ንምኽፋት ዘኽእል ስምምዕነት ተኸቲሙ። እቲ ሰነድ ስምምዕነት፥ በዓል መዚ ማሪታይም ኢትዮጵያ ባሕረኛታት ኣሰልጢኑ ንዕዳጋ ዓለም ንምቕራብን ተወሳኺ ዕድል ስራሕ ንምፍጣርን ዝዓለመ ኢዩ። ኣብቲ…
ስፓርት ፀወታታት ርብዒ ፍፃመ ኤፍ ኤ ካፕ ሎሚ ክካየዱ ኢዮም Desta Mar 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ፀወታታት ርብዒ ፍፃመ ኤፍ ኤ ካፕ ሎሚ ክካየዱ ኢዮም። ኣብቲ ናይ ሎሚ መዓልቲ መርሃ ግብሪ ፉልሃም ምስ ክሪስታል ፓላስ፣ ብራይተን ምስ ኖቲንግሃም ክጋጠማ ኢየን። ሰዓት 9፡15 ድሕሪ ቀትሪ ፉልሀም ኣም ሜድኡ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ማይናማር ብሰንኪ ምንቅጥቃጥ መሬት ዝሞቱ ሰባት ልዕሊ 1 ሺሕ ሓሊፉ Desta Mar 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ትማሊ ኣብ ማይናማር ብሰንኪ ዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ መሬት በዝሒ ዝሞሩ ልዕሊ 1 ሺሕ ምሕላፉ ተገሊፁ፡፡ ትማሊ ኣብ ማይናማር ብሬክታር ስኬል ልዕሊ 7 ነጥቢ 7 ዝዓቐኑ ምንቅጥቃጥ መሬት ዘጋጠመ እንትኾን÷ ኣብ ትሕቲ ፍርስራስ ዝተረፉ ሰባት ስራሕቲ…
ስፓርት ሃገራዊ ለውጢ ምኽንያት ብምግባር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ስፖርት ተኻይዱ Desta Mar 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቢሮ መናእሰይን ስፖርትን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሃገራዊ ለውጢ ሻውዓይ ዓመት ምኽንያት ብምግባር ብዙሓት ክፋላት ማሕብረተሰብ ዝተሳተፉሉ ኣካላዊ ምንቅስቓስ ኣብ ሴንተር ኮንቬንሽን ኣፍሪካ ኣካይዱ፡፡ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መሰልጠኒ ኮንቲጀንት ሁርሶ ብመሰረታዊ ውትድርና ዘሰልጠኖም ሰልጠንቲ የምርቕ ኣሎ Desta Mar 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ትምህርቲ መሰልጠኒ ኮንቲንጀንት ሁርሶ ብመሰረታዊ ወትድርና ዘሰልጠኖም ምልምል ወታደራት የምርቕ አሎ፡፡ እቶም ተመረቕቲ ኣብ ፃንሒቶም ንውትድርና ብቑዕ ዝገብሮም ስልጠና ብግቡእ ዛዚሞም ኣለው፡፡ እቲ ቤት ትምህርቲ መሰልጠኒ ንታሽዓይ ግዜ…