ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ልዑል ታሪኽ ስነ ጥበብ ዘለዋ ሃገር ኢያ-ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ Desta Mar 31, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ልዑል ታሪኽ ስነ ጥበብ ዘለዋ ሃገር ኢያ ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። ብማህተም በምስኣል ዝፍለጥ ኢትዮጵያዊ ሰኣሊን መምህርን ሃይሌ ክፍሌ፥ ንፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ብምስኣል ኣበርኪቱለን። እቲ ሰኣሊ፥ ተምሳሌት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ህዝብታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ Desta Mar 31, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ህዝብታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ቤት ምኽሪ ንክልተ መዓልታት ጉአባኤኡ ከሳልጥ ኢዩ። ኣብ ፃንሒቱ ኣብ ዝትፈላለዩ ኣጀንዳታት ድሕሪ ምዝታይ ዝተፈላለዩ ሹመታት ከፅድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ከምዘሎ ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዱባይ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ዓለም ለኸ ጉባኤ መንግስቲ ትሳተፍ ኣላ Desta Mar 31, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ዱባይ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ዓለም ለኸ ጉባኤ መንግስቲ ትሳተፍ ኣላ። ኣብቲ ጉባኤ ዝሳተፉ ዘለዉ ሚኒስተር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ፥ ጎኒ ንጎኒ እቲ ጉባኤ ዝተፈላለዩ ከልቲኣዊ ዘተ የካይዱ ከምዘለዉ ተገሊፁ። ብመሰረት እዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ መበል ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ Desta Mar 31, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ መበል ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ ንክልተ መዓልታት ዝፀንሕ እንትኸውን፥ ኣፈፃፅማ መደባት 6 ኣዋርሕ ብምቕራብ ዘተ ከምዝግበረሉ ተገሊፁ። ኣብ ምጥያሽ መንግስቲ እቲ ክልል ዘተ ዝገበረሉ ቃለ ጉባኤ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ብሕልፈት ህይወት ገላሳ ዲልቦ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም Desta Mar 31, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብሕልፈት ህይወት ገላሳ ዲልቦ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣይተ ገላሳ ዲልቦ ካብ ምንቅስቓስ ተምሃሮ ጀሚሮም ንነፃነት ህዝቢ ኦሮሞን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነበር ኣቦ መንበር ኦነግ ገላሳ ዲልቦ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም Desta Mar 31, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ኣቦ መንበር ኦነግ ገላሳ ዲልቦ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ብሕልፈት ህይወት ገላሳ ዲልቦ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ መግለፂኦም፥ “ኦሮሚያ ጠንካራ ሰብ…
ቢዝነስ ኣብ ከባቢ ኣሰላን ኢተያን ህንፀት ሓይሊ ሃፋ ምፍልፋል ንምፍፃም ዘኽእል ሰነድ ስምምዕ 100 ሚሊየን ዶላር ተኸቲሙ Desta Mar 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ከባቢ ኣሰላን ኢተያን ህንፀት ሓይሊ ሃፋ 50 ሜጋ ዋት ምፍልፋል ንምፍፃም ዘኽእል ሰነድ ስምምዕ 100 ሚሊየን ዶላር ተኸቲሙ። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕ ሃገር ቦቆል ትካል ቱሉ ሞዬን ኮርፖሬሽን ሚትስቡሽን ከምዝኾኑ ተገሊፁ። እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ንክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ 100 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ Desta Mar 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ብምኽኒያት ፀፅታ ካብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝኸውን 100 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ። ሚኒስትር ጫልቱ ሳኒ፥ ኣብ ከተማ ኣሶሳ ብምርካብ እቲ ደገፍ ንርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል አሻድሊ ሀሰን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሩሲያ 10 ዲፕሎማታት ዝተፈላለያ ሃገራት ሰጒጓ Desta Mar 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ 10 ዲፕሎማታት ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ውሽጢ 72 ሰዓታት ካብ መስኮ ለቒቖም ንክወፅኡ ኣዚዛ። እቶም ዲፕሎማታት ኢስቶኒያ፣ላቲቪያን ሊውትኒያን ገፅታ መስኮ ንምብልሻው ተንቀሳቒሶም ኢዮም ብዝበል ኢዩ እቲ ስጉምቲ ተወሲዱ ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ንፈተውቲ ሃገራት ሽግግር ኣፍልጦን ቴክኖሎጂን ንምግባር ኣብ ዘኽእል ቁመና ይርከብ- ሌተናል ጀኔራል ይልማ መርዳሳ Desta Mar 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ንፈተውቲ ሃገራት ሽግግር ኣፍልጦን ቴክኖሎጂን ንምግባር ኣብ ዘኽእል ቁመና ይርከብ ክብሉ ዋና ኣዛዚ እቲ ሓይሊ ኣየር ሌተናል ጀኔራል ይልማ መርዳሳ ገሊፆም። ብዋና ኣዛዚ ወፍሪን ስልጠናን ምክልኻል ሃይሊ ታንዛኒያ ሜጀር ጀኔራል…