Fana: At a Speed of Life!

ምንኣስ ቆራፅነት ኣመራርሓ ፖለቲካ  ግዕዝይናን ብልሹው ኣሰራርሓን ንክነገስ ከምዝገበረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምንኣስ ቆራፅነት ኣመራርሓ ፖለቲካ  ግዕዝይናን ብልሹው ኣሰራርሓን ንክነገስ ከምዝገበረ ኮሚሽን ስነ ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ፌዴራል ገሊፁ። እቲ ኮሚሽን “ግደ መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ምክልኻል ግዕዝይና” ብዝብል መሪሕ ቃል ዘዳለዎ መድረኽ ዘተ ኣብ…

ኣብ ዓፋር ኲናት ኣብ ዝነበረሎም ከባቢታት ልዕሊ 40 ሺሕ ተምሃሮ ናብ መኣዲ ትምህርቲ ኣይተመለሱን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓፋር ኲናት ኣብ ዝነበረሎም ከባቢታት ልዕሊ 40 ሺሕ ተምሃሮ ናብ መኣዲ ትምህርቲ ኣይተመለሱን። ምክልት ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲ እቲ ክልል ኣይተ ደረሳ መሀመድ፥ ቅድሚ ኲናት ልዕሊ 90 ሺሕ ተምሃሮ ኣብ መኣዲ ትምህርቲ ከምዝነበሩ ብምሕባር ልዕሊ…

ሴኔጋልን ካሜሮንን ንዋንጫ ዓለም 2022 ምሕላፈን ኣረጋጊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሴኔጋልን ካሜሮንን ንዋንጫ ዓለም 2022 ምሕላፈን ኣረጋጊፀን። ተዓዋቲት ዋንጫ ኣፍሪካ ዝኾነት ሴኔጋል ንግብፂ  ብፍፁም ቅላዕ 3 ን1 ብምስዓር ኢያ ምሕላፋ ኣረጋጊፃ። ካሜሮን ድማ ኣብ ሜዳኣ ንኣልጀሪያ ብምስዓር ንዋንጫ ዓለም 2022 ምሕላፈን…

ሕቶ ወሰንን ማንነትን ራያ ብመሰረት ሕገ መንግስቲ ከምዝምለስ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕቶ ወሰንን ማንነትን ራያ ብመሰረት ሕገ መንግስቲ ከምዝምለስ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ገሊፁ። ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር፥ ተወከልቲ ህዝቢ ራያ ንዘቕረብዎ ሕቶ ኣብ ዝሃብዎ ምላሽ፥ ሕቶ ህዝቢ ራያ ብመሰረት ሕገ መንግስቲ ተራእዩ…

ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ንዝምለሱ  ኢትዮጵያውያን ጊዚያዊ መዕረፊ ቦታ ተዳሊዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ንዝምለሱ  ኢትዮጵያውያን ጊዚያዊ መዕረፊ ቦታ ከምዝተዳለወ ሚኒስቴር ደጉዳይ ማሕበራዊን ደቂ ኣንስቲዮን ኣፍሊጡ። እቲ መዕረፊ ቦታ ብልሙድ “ወሰን ሁለት” ተባሂሉ ኣብ ዝፅራሕ ከባቢ ኣብ ዝርከብ ጊዝያዊ መፅንሒ ካብ…

ህንፀት መዕርፎ ነፈርቲ ደብረ ማርቆስ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብትካል ኤርፖርታት ኢትዮጵያ ልዕሊ 655 ሚሊየን ብር ዝተሰለዐሉ ኣብ ልዐሊ 137 ሄክታር መሬት ዝዓርፍ መዕርፎ ነፈርቲ ደብረ ማርቆስ ህንፀቱ ተጀሚሩ። እቲ ህንፀት ንምክያድ ዘግሊ ካሕሳ ብር 274 ሚሊየን መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ከምዝሸፈኖ…

ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ናብ ማሕበረሰብ ምብራቕ ኣፍሪካ ተሓዊሳ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20መጋቢት ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ናብ ማሕበረሰብ ምብራቕ ኣፍሪካ ተሓዊሳ። ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ዜጋታት እቲ ቀጣና ብዘይገደብ ብምንቅስቓስ ኣብ ዘካይድዎም ናፃ ምትእስር ዕዳጋን ነግዲን ተረባሒት ክምእትኸውን ተገሊፁ። ኣቦ መንበር ምብራቕ…

መንግስቲ ኢትዮጵያ ናብ ትግራይ ኣቕርቦት ረድኤት ንምስላጥ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ከምዝፈፀመ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ንዘድሊዮም ዜጋታት ዝለኣኽ ኣቕርቦት ረድኤት ንምስላጥ ክብል ጎንፂ ደው ናይ ምባል ውሳነ ምውሳኑ ስዒቡ ረድኤት ናብቲ ክልል ንክኣቱ ዘኽእሉ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ከምዝፈፀመ ኣፍሊጡ። መንግስቲ ኣብ ዘውፅኦ…

ርክብ ኢትዮጵያን ቻይናን ፅኑዕን ዘይኽበስን ኢዩ – ዶክተር ኣብረሃም በላይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ርክብ ኢትዮጵያን ቻይናን ፅኑዕን ዘይኽበስን ኢዩ ክብሉ ሚኒስተር ምክልኻል ፌዴሪኢ ዶክተር ኣብረሃም በላይ ገሊፆም። ሚኒሰሰትር ምክልኻል ዶክተር አብርሃም በላይን ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያን ሚስተር ዣኦ ዢዩኣን ኣብ ከተማ ቢሾፉቱ…

ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ኣብ ምፍራይ ሽምዓ፣ ዘይቲ፣ ሳሙናን ካልሲን ዘሰልጠኖም 110 መናእሰይ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ምስ ትሕብብር ልምዓት ጀርመን(ጂ.አይ. ዜድ) ብምትሕብባር  ኣብ ምፍራይ ሽምዓ፣ ዘይቲ፣ ሳሙናን ካልሲን ዘሰልጠኖም 110 መናእሰይ ኣመሪቑ። ሚኒስትር ሙፈሪሃት ካሚል፥ ተምሃሮ ካብ ተካላት ተምህርቲ እንተይወፅኡ ንስራሕ…