Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ትካላት ጥዕና ዝረኣዩ ፀገማት ንምቕራፍ ምስ መዳርግቲ ትካላት ክንሰርሕ ኢና- ዶ/ር ሊያ ታደሰ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ትካላት ጥዕና ዝረኣዩ ፀገማት ንምቕራፍ ምስ መዳርግቲ ትካላት ክንሰርሕ ኢና ክብላ ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። ዶክተር ሊያ ነዚ ዝበላ ሎሚ ኣብ ከተማ ጅማ ወረዳ ጮቆርሳ ኣብ ዝርከባ ትካላት ጥዕና ዑደት ኣብ ዝገበራሉ እዋን ኢዩ።…

ኣሉላ ገብረኣምላኽ ተዓዋቲ ውድድር ”ፋና ላምሮት”ምዕራፍ ትሽዓተ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድድር ድምፃውያን ”ፋና ላምሮት”ምዕራፍ ትሽዓተ ሎሚ መዓልቲ ተኸንቢቱ። እቲ ውድድር ድምፃውያን ባዕልቶም በዝሓረይዎምን ዳያኑ ብዝመረፅሎምን ሙዚቃታት እናተፈተኑ ንትሽዓተ ዙር ምፅንሖም ይፍለጥ። ብቐጥታ ፈነወ ዳያኑ ካብ ዝህብዎ ሞያዊ ዳይነት…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ፖሊስ ዘበናዊ ሰራዊት ንክኸውን መንግስቲ ኩለ መዳይ ደገፍ ከምዝገበር ኣረጋጊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ፖሊስ ዘበናዊ ሰራዊት ንክኸውን መንግስቲ ኩለ መዳይ ደገፍ ከምዝገበር ኣረጋጊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዋና ቤት ዕዮ ፌደራል ፖሊስ ኢትዮጵያ ዑደት ገይሮም። እቲ ዑደት ብዝምልከት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም…

ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኩሉ ሰብ ኤች ኣር 6600 ንከይፀድቕ ግድኡ ንክዋፃእ ፃውዒት ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅርንጫፍ ቤት ፅሕፈት ሰሜን ኣሜሪካ  ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ፓርቲታት ፖለቲካ ሓዊሱ ኩሉ ሰብ ኤች ኣር 6600 ረቂቕ ሕጊ ኮይኑ ንከይፀድቕን ፀገማት ውሽጢ ዓዲ ካብ ፍልፍሎም ንክደርቁን ግድኡ ንክዋፃእ ፃውዒት ኣቕሪቡ። እቲ ቤት ፅሕፈት ፈላማይ…

ጆ ባይደን ምዕራባውያን ንኲናት ሩሲያ – ዩክሬን መፍትሒ ንከምፅኡ ሓቲቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ምዕራባውያን ንኲናት ሩሲያ - ዩክሬን መፍትሒ ንከምፅኡ ሓቲቶም። እቶም ፕሬዚዳንት ሎሚ መዓልቲ ናብ ሃገራት ኣውሮፓ ኣምሪሖም። ዕላማ እቲ ጉዕዞ ድማ፥ ኣሜሪካ ኣብ ጎኒ ምዕራባውያን ብምስላፍ ሩሲያ ምስ ዩክሬን…

ፍርያት ፍራምረን ኣሕምልቲን ኡትዮጵያ ናብ ዕዳጋ ጂቡቲ ንምቕራብ ዘኽእል ስምምዕነት ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍርያት ፍራምረን ኣሕምልቲን ኡትዮጵያ ናብ ዕዳጋ ጂቡቲ ንምቕራብ ዘኽእል ስምምዕነት ተገይሩ። ፈላማይ ፎሮም ፍራምረ ኢትዮ-ጅቡቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ። ለኣኽቲ ፍርያት ፍራምረን ኣሕምልቲን ልዕሊ 20 ፅርየት ዘለዎም ፍሪያታት ንቀንዲ ቀንዲ…

ኣብ ወፍሪ ህልውና ዝለዓለ ኣፈፃፅማ ስራሕ ንዝመዝገቡ ሓይሊ ፍሉይ ወፍሪ፣ ኣመራርሓን ኣባላትን ሓይሊ ሪፐብሊካን መርሃ ግብሪ ኣፍልጦ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወፍሪ ህልውናን ምኽባር ሕጊን ከምኡውን ወፍሪ ህብረ ብሄራዊ ኣብ ዝኻየደ ሃገር ናይ መድሓን ወፍሪ ዝለዓለ ኣፈፃፅማ ስራሕ ንዝመዝገቡ ሓይሊ ፍሉይ ወፍሪ፣ ኣመራርሓን ኣባላትን ሓይሊ ሪፐብሊካን መርሃ ግብሪ ኣፍልጦ ተሳሊጡ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ…

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ ኣብ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ ኣብ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ረቂቕ ፖሊሲ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ብዝምልከት፥ ንሓደሽቲ ለውጢታትን ባህጊታትን ምላሽ ምሃብ ዘኽእልን ልምዓት…

ሰብኣዊ ደገፍ ንምቅልጣፍ መንግስቲ ዘሕለፎ ውሳነ ጎንፂ ደው ምባል ብማሕበረሰብ ዓለም ብእወንታ ይርአ ኣሎ-ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ሰብኣዊ ደገፍ ንምቅልጣፍ መንግስቲ ዘሕለፎ ውሳነ ጎንፂ ደው ምባል ብማሕበረሰብ ዓለም ብእወንታ ይርአ ኣሎ ከብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ሰላማዊት ካሳ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃብኡ…

ኣብ ትግራይ ዝግበር ኣቕርቦት ሰብኣዊ ደገፍ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኮሚሽን ሓደጋን ድልውነትን ኣመራርሓ ስራሕን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ዝግበር ኣቕርቦት ሰብኣዊ ደገፍ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኮሚሽን ሓደጋን ድልውነትን ኣመራርሓ ስራሕን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ምትኩ ካሳ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዓብዪ ዕንቅፋት እንተኾነ እወን…