Fana: At a Speed of Life!

ኦፌኮ መበል ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ፌደራሊስት ኮንግረንስ ኦሮሞ (ኦፌኮ) መበል ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ ነክልተ መዓልታት ክካየድ ኢዩ ተባሂሉ። ኣብቲ መድረኽ ካብ ዝተፈላለያ ዞባታት ክልል ኦሮሞ ዝተውፃእፅኡ ኣባላትን ሓለፍቲ እቲ ፓርቲ ይሳተፉ ኣለዉ።…

ቻይና ንኢትዮጵያ እትገብሮ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ኣቕርቦት ሰብኣዊ ደገፍ ንምቅልጣፍ ጎንፂ ደው ንምባል ምውሳኑ ንኢዶም። ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዋና ዳይሬክተር መምርሒ ጉዳያት ኣፍሪካ ው ፔንግ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥…

ዋና ፀሓፊ ውሕመ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ኣቕርቦት ሰብኣዊ ደገፍ ንምቅልጣፍ ጎንፂ ደው ንምባል ምውሳኑ ንኢዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ኣቕርቦት ሰብኣዊ ደገፍ ንምቅልጣፍ ጎንፂ ደው ንምባል ምውሳኑ ንኢዶም። ጉተሬዝ ብኣቐባሊ ቃሎም ኣቢሎም ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ሰብኣዊ ሓገዝ ንዘድሊዮም…

ኲናት ሩሲያን ዩክሬንን ብዝምልከት መራሕቲ ኣባል ሃገራት ኔቶ ኣብ ብራስለስ ኣኼባ የካይዱ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኲናት ሩሲያን ዩክሬንን ብዝምልከት ግደ መሻርኽቲ ኣካላት ንምግምጋም ዝዓለመ ኣኼባ መራሕቲ ኣባል ሃገራት ኔቶ ኣብ ብራስለስ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ኣኼባ ኔቶ ኣብ ምብራቕ ኣውሮፓ ዘለዋ ቅዋም እንታይ ከምዝኾነ ክግምገም ኢዩ። ብተወሳኺ ካልኣይ…

ኣይተ ግርማ ዋቄ ኣካቢ ቦርድ ማኔጅመንት ግሩፕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብምዃን ተሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣይተ ግርማ ዋቄ ኣካቢ ቦርድ ማኔጅመንት ግሩፕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብምዃን ተሸይሞም። እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ኣይተ ተወልደ ገብረማሪያም ምስ ፀገም ጥዕና ብዝተዛመደ ብገዛእርእሶም ፍቓድ ካብ ሓላፍነቶም ከምዝለቐቁ ምግላፁ…

ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣይተ ተወልደ ገብረማሪያም ብናይ ገዛእርእሶም ፍቓድ ካብ ሓላፍነቶም ለቒቖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣይተ ተወልደ ገብረማሪያም ብናይ ገዛእርእሶም ፍቓድ ካብ ሓላፍነቶም ለቒቖም። እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ኣይተ ተወልደ ገብረማሪያም ብናይ ገዛእርእሶም ፍቓድ ካብ ሓላፍነቶም ከመዝለቐቁ ኣፍሊጡ።…

ኤች ኣር 6600 ንነዊሕ እዋን ዝፀንሐ ርክብ ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ኣብ ግምት ዘእተወ ኣይኮነን – ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ  ዴቪድ ሳተርፊልድ ተዛቲዮም። መንግስቲ፥ ሰብኣዊ ትካላት ንተጎዳእቲ ደገፍ ዝኸውን ናብ ትግራይ ንክወስዱ ኣድላዪ ሓገዝ ንምግባር…

ክልል ኣምሓራ ካብ ኲናት ንምውፃእ ብወገን ፌዴራል ይኹን ክልል ሙሉእ ባህጊ ኣሎ- ዶክተር ይልቃል ከፋለ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ኣምሓራ ካብ ኲናት ንምውፃእ ብወገን ፌዴራል ይኹን ክልል ሙሉእ ባህጊ ኣሎ ከብሉ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ዶክተር ይልቃል ከፋለ ገሊፆም። ዶክተር ይልቃል ከፋለ ነዚ ዝበሉ፥ ኣብ ውሳነታት ጉባኤ ብልፅግና፣ ኣንፈታትን ቅዋምን ብምድሃብ ምስ…

መንግስቲ ዘላቒ ሰላም ብምንጋስ ንናህሪ ዕዳጋ መፍትሒ ንክህብ ነበርቲ ከተማ ኣሶሳ ሓቲቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ዘላቒ ሰላም ምስ ምንጋስ ጎድኒ ንጎድኒ ንናህሪ ዕዳጋ መፍትሒ ንክህብ ነበርቲ ከተማ ኣሶሳ ሓቲቶም። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒሻንጉል ጉምዝ ኣይተ አሻድሊ ሀሰንን ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ዶክተር ኣብርሃም በላይን ኣብ ውሳነታት ጉባኤ…

ኣሜሪካ ረቂቕ ሕጊ ኤች ኣር 6600 ዘውፀአቶ ንሰላም እቲ ቀጣና ብምሕሳብ ኣይኮነን- ፍራንሲስካ ሮንችን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ረቂቕ ሕጊ ኤች ኣር 6600 ዘውፀአቶ ንሰላም እቲ ቀጣና ብምሕሳብ ዘይኮነስ ፓለቲካዊ ባህጋ ንምምላእ ኢዩ ክትብል ጣሊያናዊት ጋዜጠኛ ፍራንሲስካ ሮንችን ተዛሪባ። ፍራንሲስካ ሮንችን ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበራ ፃንሒት፥ እቲ…