ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓበራዊ ፀገማት ንምፍታሕ ብሓባር ምስራሕ ኣድላዪ ኢዩ-ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ Desta Mar 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 መጋቢት ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ ፀገማት ንምፍታሕ ብሓባር ምስራሕ ኣድላዪ ኢዩ ክብላ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። እተን ፕሬዚዳንት ነዚ ዝበላ፥ ኣብ ሴኔጋል ዳካር ይሳለጥ ኣብ ዘሎ መበል ታሽዓይ ዓለም ለኸ ፎሮም ማይ መራሕቲ፣ ሚኒስትራት፣ ፓርላማን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሮግራም ብሔራዊ ዲጂታል መለለዪ መንነት ምስ ባንኪ ኣዋሽ ንምስራሕ ኸቲሙ Desta Mar 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮግራም ብሔራዊ ዲጂታል መለለዪ መንነት ምስ ባንኪ ኣዋሽ ብምትሕብባር ንምስራሕ ዘኽእሎ ስምምዕነት ኸቲሙ። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ክታሞም ዘንበሩ ዋና ዳይሬክተር ፕሮጀክት ብሔራዊ መለለዪ መንነትን ዮዳሄ ዘሚካኤል፥ እቲ ታሴራ ብዝወሃቦ ፍሉይ ቁፅሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ መገዲ ኣየር ኢስተርን ቻይና ብዘጋጠመ ሓደጋ ምሕምሻሽ ኣውሮፕላን ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም Desta Mar 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ መገዲ ኣየር ኢስተርን ቻይና በዘጋጠመ ሓደጋ ምሕምሻሽ ኣውሮፕላን ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ንፕሬዚዳነት ቻይና ዢ ጂንፒንግ ብምኽኒያት እቲ ሓደጋ ዝተሰመዖም ሓዘን ብስም ህዝብን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ዜለንስኪ ምስ ሩሲያ ዝግበሩ ዘለዉ ዘተታት ከምዝቐፀሉ ተዛሪቦም Desta Mar 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣2014 (ኤፍ ቢሲ)ፕሬዚዳንት ዩክሬን ቮሎዲሚር ዜለንስኪ ኣብ መንጎ ሃገሮምን ሩሲያን ዝግበሩ ዘለዉ ዘተታት ከምዝቐፀሉ ተዛሪቦም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ቴሌግራም ሒሳቦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቲ ኲናት ብኣሽሓት ንዝቑፀሩ ዜጋታት ሞትን ምፍንቓልን ምኽኒያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓላፊ ውድብ ጥዕና ዓለም ጉዳያት ጥዕና ዘይኮነስ ፖለቲካ ኢዩ ዝዓበየ ጉዳዮም-ጣሊያናዊት ጋዜጠኛ Desta Mar 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ሓላፊ ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴወድሮስ ኣድሓኖም ጉዳያት ጥዕና ዘይኮነስ ፖለቲካ ኢዩ ዝዓበየ ጉዳዮም ክትበል ጣሊያናዊት ጋዜጠኛ ፍራንሴስካ ሮንችን ተዛሪባ። እታ ጋዜጠኛ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበራ ፃንሒት፥ ዶክተር ቴወድሮስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውድብ ጥዕና ዓለም ፍቓድ እንተተውሃቦ እውን ናብ ትግራይ ዘጎዓዓዞ ሓገዝ ዘይምህላዉ ተረጋጊፁ Desta Mar 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ውድብ ጥዕና ዓለም 95 ሜትሪክ ቶን መድሓኒትን እታዎታት መድሓኒትን ናብ ትግራይ ንከጎዓዕዝ ፍቓድ እንተተውሃቦ እውን ክሳብ ሐዚ እታወታት መድሓኒት ምጉዕዓዝ ከምዘይጀመረ ካብ ብሄራዊ ኮሚሽን ስግኣት ሓደጋን ኣመራርሓ ስራሕን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ህወሓት ንህዝቢ ትግራይ ዝለኣኽ ረድኤት ንዕጡቓቱ እናቐለበሉን ንነጋዶ እናሸጦን እዩ-መናእሰይ ትግራይ Desta Mar 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንህዝቢ ትግራይ ዝለኣኽ ረድኤት እኽሊ ንዕጡቓቱ እናቐለበሉን ዝተረፈ ድማ ንነጋዶ እናሸጦን ንህዝቢ ትግራይ ብጥሜት ይቐፅዖ ይርከብ ክብሉ ጉጅለ ራዕዲ ህወሓት ብዘብፅሖ ዘሎ ግፍዒ ተሰኲኖም ናብ ክልል ኣምሓራ ዝኣተው መናእሰይ ትግራይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ሲዳማ ህዝባዊ መድረኽ ዘተ ድህረ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ይሳለጥ ኣሎ Desta Mar 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ብሄራዊ ክልልዊ መንግስቲ ሲዳማ ህዝባዊ መድረኽ ዘተ ድህረ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ኣብ ጉባኤ ዝተወሰኑ ውሳነታት፣ ኣንፈታትን ቅዋማትን መበገሲ ብምግባር ዘተ ይግበር ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ርእስ ምምሕዳር እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እቲ ዝካየድ ዘሎ ህዝባዊ መድረኽ ዘተ ሕቶ ልምዓት ህዝቢ ምላሽ ዝህብ ኢዩ-ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ Desta Mar 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ከተማ ጅግጅጋ ህዝባዊ መድረኽ ዘተ ድህረ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ርእስ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ሙስጠፌ መሀመድ ሓዊሱ ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ገንዘበን ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ እቲ ፓርቲን ዶክተር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ሃረሪ ህዝባዊ መድረኽ ዘተ ድህረ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ይሳለጥ ኣሎ Desta Mar 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሃረሪ ህዝባዊ መድረኽ ዘተ ድህረ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ኣብ ጉባኤ ዝተወሰኑ ውሳነታት፣ ኣንፈታትን ቅዋማትን መበገሲ ብምግባር ዘተ ይግበር ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኦርዲን…