ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶክተር ፍፁም ኣሰፋ ምስ ኤክስኪዩቲቭ ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ተዛቲየን Desta Mar 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፌዴሪኢ ዶክተር ፍፁም ኣሰፋ ምስ ኤክስኪዩቲቭ ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ታውፊላ ንያማድዛቦ ተዛቲየን። ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘለዉ ትልሚታት ልምዓት ምዝታዮም ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እተን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶክተር ይልቃል ከፋለ ምስ ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም Desta Mar 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ዶክተር ይልቃል ከፋለ ምስ ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ኢቭጀኒ ተረኺን ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ብሰንኪ ኲናት ዝተጎድኡ ክፋላት ማሕበረሰብ መሊስካ እግሪ ንምትካልን ዜጋታት ካብ ድኽነት ንክወፅኡ ምስ ዝፍፀሙ ስራሕቲ ብዝተዛመደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓደጋ ድርቂ ንምፅዋር ማይ ማእኸል ዝገበሩ ዘላቒ ስራሕቲ ክስርሑ ኢዮም – ኮሚሽነር ምትኩ ካሳ Desta Mar 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓደጋ ድርቂ ንምፅዋር ማይ ማእኸል ዝገበሩ ዘላቒ ስራሕቲ ክስርሑ ኢዮም ክብሉ ኮሚሽነር ኮሚሽን ሓደጋን ድልውነትን ኣመራርሓ ስራሕን ምትኩ ካሳ ተዛሪቦም። እቶም ኮሚሽነር፥ “ላኒና” ብዝበሃል ለውጢ ከባቢ ኣየር ኣብ ኢትዮጵያ ልዑል ፅዕንቶ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዓውዲ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ዝሓሸ ውፅኢት ንምምፃእ ስራሕቲ ብዕምቆት ብምግምጋም ክንሰርሕ ይግባእ- ወ/ሮ ዳግማዊት ሞገስ Desta Mar 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓውዲ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ዝሓሸ ውፅኢት ንምምፃእ ስራሕቲ ብዕምቆት ብምግምጋም ክንሰርሕ ይግባእ ክብላ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ወ/ሮ ዳግማዊት ሞገስ ገሊፀን። እቲ ሚኒስቴር ካልኣይ ዙር ኣፈፃፅማ ትልሚ 100 መዓልታት…
ስፓርት ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ሻምፒዮና ቤልግሬድ 2022 ውድድር ጒያ ውሽጢ ገዛ ካብ ዓለም ቀዳመይቲ ብምዃን ውድድራ ዛዚማ Desta Mar 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ሻምፒዮና ቤልግሬድ 2022 ውድድር ጒያ ውሽጢ ገዛ 9 መዳሊያ ብምእካብ ካብ ዓለም ቀዳመይቲ ብምዃን ውድድራ ዛዚማ። ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ብዝተፈላለዩ ዓይነታት ውድድር ብክልቲኡ ፆታ 4 ወርቂ፣ 3 ብሩርን 2 ነሃስን ብድምሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ዓለም ለኻዊ ጉባኤ ማይ ንምስታፍ ናብ ሴኔጋል ኣምሪሐን Desta Mar 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ መበል ታሽዓይ ዓለም ለኻዊ ጉባኤ ማይ ንምስታፍ ናብ ሴኔጋል ኣምሪሐን። ብእተን ፕሬዚዳንት ዝምራሕን ሚንስትር ማይን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ሀብታሙ ኢተፋ ዘካተተን ጉጅለ ልኡኽ ኣብቲ ጉባኤ ንምስታፍ ዳካር ኣትዩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጨፌ ኦሮሚያ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ Desta Mar 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጨፌ ኦሮሚያ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ ንክልተ መዓልታት ዝፀንሕ እንትኸውን፥ ኣብቲ ክልል ዘሎ ፀገም ፀፅታ፣ ናህሪ ናብራ፣ ኣብ ኣወሃህባ ኣገልግሎት ዝረኣዮ ፀገማት ትኹረት ብምግባር ብምዝታይ ኣንፈት ክህብ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ፀፅታን ድሕንነትን ዝተኻየደ ስራሕቲ ሪፎርም መፅሓፍ ዳይሳስ ተመሪቑ Desta Mar 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ፀፅታን ድሕንነትን ዝተኻየደ ስራሕቲ ሪፎርም ሓዊሱ ሓፈሻዊ ስራሕቲ ሃገራዊ ለውጢ ዝምልከት መፅሓፍ ዳይሳስ ተመሪቑ። እቲ መፅሓፍ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲን ብሄራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ድሕንነትን ብሓባር ዘዳለውዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ንክልል ኣየር እዛ ሃገር ዘተኣማምን ዘብዒ ኢዩ-ሌተናል ጄኔራል ይልማ መርዳሳ Desta Mar 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ንክልል ኣየር እዛ ሃገር ዘተኣማምን ዘብዒ ኢዩ ክብሉ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ሌተናል ጄኔራል ይልማ መርዳሳ ገሊፆም። ሌተናል ጄኔራል ይልማ፥ እቲ ሓይሊ ኣየር ኣብዚ ሐዚ እዋን ብኣቪዬሽንን ምክልኻል ኣየርን እዚ ዘበን ዝበፅሖ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቅርንጫፍ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣምሓራ ውሳነታት ቀዳማይ ጉባኤ ብዝምልከት ምስ ህዝቢ ክዛተ ኢዩ Desta Mar 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅርንጫፍ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣምሓራ ውሳነታት ቀዳማይ ጉባኤ ብዝምልከት ምስ ህዝቢ ክዛተ ኢዩ። መድረኻት እቲ ዘተ በቲ ጉባኤ ዝተሓረዩ ኣባላት ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ እቲ ፓርቲ፣ ኣባላት ማእከላይ ኮሚቴን በቢብርኩ…