ሚኒስቴር ትምህርቲ ናብ ዩንቨርስቲ ዝኣትዉ ተምሃሮ ሕሪየኦም ክሳብ 13 መጋቢት ንከመዓራርዩ ኣተሓሳሲቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ናብ ዩንቨርስቲ መንግስቲ ዝኣትዉ ተምሃሮ ሕሪየኦም ክሳብ 13 መጋቢት ንከመዓራርዩ ኣተሓሳሲቡ።
ኣብ 2013 ዓ.ም ፈተና 12 ክፍሊ ዝወሰዱ ተምሃሮ ቅድመ ሐዚ ሕሪያ ትካልንን ዓውደ ትምህርቲን ምክያዶም እቲ ሚኒስቴር ኣዘኻኺሩ።…