Fana: At a Speed of Life!

ዩኔስኮ ሓድጊታ ሓሊኻ ንምፅናሕ ዝገብሮ ሓገዝ ከምዘጠናኽር ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትካል ትምህርቲ፣ ሳይንስን ባህሊን ሕቡራት መንግስታት (ዩኔስኮ) ዓለም ለኸ ሓድጊታት ኢትዮጵያ ሓሊኻ ንምፅናሕ ዝገብሮ ሓገዝ ከምዘጠናኽር ኣፍሊጡ፡፡ ተወካሊ ዩኔስኮ ኣብ ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካን ኢትዮጵያ ሪታ ቢሶናውት (ዶ/ር)÷ ኢትዮጵያ ብዙሓት…

ኢትዮጵያ ክሌማዊ ለውጢ ንምፅዋር ንእትገብሮ ፃዕሪ ንምድጋፍ ቆራፅ ከምዝኾነት ዴንማርክ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዴንማርክ ኢትዮጵያ ክሌማዊ ለውጢ ንምፅዋር ንእትገብሮ ፃዕሪ ንምድጋፍ ቆራፅ ከምዝኾነት ኣምባሳደር ዴንማርክ ኣብ ኢትዮጵያ ሱኔ ክሮግስትሩፕ ገሊፆም። ኣምባሳደር ሱኔ ክሮግስትሩፕ ብፍሉይ ንፋና ዲጂታል ከምዝበሉዎ÷ ዴንማርክ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ…

6ይ ዙር ስልጠና ዲፕሎማሰኛታት ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ 6ይ ዙር ስልጠና ዲፕሎማሰኛታት ሎሚ መዓልቲ ኣጀሚሩ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ሓዊሱ ንካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ተረኺቦም፡፡ እቲ ስልጠና ንዝቕፅሉ ኣርባዕተ…

ብልምምድ ስራሕ መናእሰይ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ልዕሊ 14 ሺሕ ዜጋታት ተረባሕቲ ምግባር ንምግባር ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብ3ይ ዙር ልምምድ ስራሕ መናእሰይ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ልዕሊ 14 ሺሕ ዜጋታት ተረባሕቲ ከምዝኾኑ ቢሮ ስራሕን ክእለትን እቲ ምምሕዳር ከተማ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ኣገልግሎት ምውፋር ስራሕ እቲ ቢሮ ሰብሃዲን ሱልጣን÷ ኣብ…

መድረኽ ዘተ ምእካብ ኣጀንዳ ክልል ኣምሓራ ኣብ ከተማ ባህር ዳር ካብ ቀዳም ጀሚሩ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ምክክር መድረኽ ዘተ ምእካብ ኣጀንዳ ክልል ኣምሓራ ካብ ዝቕፅል ቀዳም ጀሚሩ ከምዘካይድ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ኮሚሽን ካብ 27 መጋቢት 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ከተማ ባህር ዳር ዘተ ንምክያድ ምድላው እናገበረ ከምዝርከብ…

መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ብድምቀት ብምኽባር ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ብድምቀት ብምኽባር ከምዝተዛዘመ ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ፖሊስ ፌደራል እቲ በዓል ብሰላም ተኸቢሩ ንኽዛዘም ልዑል ኣስተዋፅኦ ንዘበርከቱ መላእ ህዝቢ ኢትዮጵያ፣ ተኸተልቲ እምነት እስልምናን…

በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ብልግስናን እዝነትን ምሕላፍ ይግባእ – ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ብልግስናን እዝነትን ምሕላፍ ከምዝግባእ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገንዚቡ፡፡ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን መበል 1 ሺህ 446 በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ኣመልኪቱ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፉ፡፡ ኣብ መልእኽቱ ድማ ማሕበረሰብ…

ኣብ እዋን ፆም ረመዳን ዝነበረ ምትሕግጋዝን ምትሕስሳብን ተጠናኺሩ ክቕፅል ይግባእ – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ እዋን ፆም ረመዳን ዝነበረ ምትሕግጋዝን ምትሕስሳብን ተጠናኺሩ ክቕፅል ከምዝግባእ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። እቲ ኣገልግሎት መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ኣመልኪቱ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፉ፡፡…

በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ብድምቀት ተኸቢሩ፡፡ እቲ በዓል ብሶላትን ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታትን ኢዩ ብድምቀት ተኸቢሩ፡፡ ኣብ ስነ ስርዓት ምኽባር እቲ በዓል÷ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ…

በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ከተማ ሰመራ ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ከተማ ሰመራ ብተኸተልቲ እምነት እስልምና ብድምቀት ተኸቢሩ፡፡ እቲ በዓል ብሶላትን ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታትን ኢዩ ብድምቀት ተኸቢሩ፡፡