ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ንላዕለዋይ ልኡኽ ሓይሊ ምክልኻል ናይጄሪያ ተሞክሮ ልምዓት ኢትዮጵያ ኣካፊለን
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ፕላንን ልምትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ንላዕለዋይ ልኡኽ ሓይሊ ምክልኻል ናይጄሪያ ተሞክሮ ልምዓት ኢትዮጵያ ኣካፊለን።
49 ኣባላት ዘካተተ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ሓይሊ ምክልኻል ናይጄሪያ ኣብ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ዑደት ስራሕ ገይሩ።…