ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጎቦታት ሰሜን ቁፅሪ ዋልያታት ንምዕባይ ዝዓለመ ትልሚ ዕላዊ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Apr 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝቕፅሉ ሓሙሽተ ዓመታት ኣብ ብሄራዊ ፓርክ ጎቦታት ሰሜን ዝርከቡ ዋልያታት (ኣይቤክስ) ቁፅሮም ናብ 600 ንምዕባይ ዘኽእል ስትራቴጅክ ትልሚ ዕላዊ ኮይኑ፡፡ ኣብቲ ስትራቴጂክ ትልሚ ኣብ ከተማ ጎንደር ኣብ ዝተኻየደ ዘተ፤ ዋና ዳይሬክተር በዓል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዎት ኣመራርሓ ሓይሊ ምክልኻል ናይጄሪያ ኣብ ምምሕዳር መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Apr 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሜጀር ጄኔራል ዳሂሩ ሳኑሲ ዝተመርሐ ልኡኽ ላዕለዎት ኣመራርሓ ሓይሊ ምክልኻል ናይጄሪያ ኣብ ምምሕዳር መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ዑደት ገይሩ፡፡ ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ ምምሕዳር ኣስቴር ዳዊት፥ ድሕንነት ሳይበር ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ንግዲ ኢትዮዽያ ንመንግስቲ ዋላ ሓንቲ ብር ኣለቂሑ ኣይፈልጥን! Gebremariam Weldegerima Apr 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮዽያ ኣብዚ በጀት ዓመት ይኹን ቅድሚኡ ንመንግስቲ ዝኾነ ይኹን ብር ኣለቂሑ ኣይፈልጥን ክብል ገሊፁ፡፡ እቲ ባንኪ ነዚ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ መንግስቲ ካብ ባንኪታት ንግዲ ውሽጢ ሃገር (ብወገን ብሄራዊ ባንኪ ንመሸጣ ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓውዲ ሕርሻ ምዝማን ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ዝግበር ፃዕሪ ዝሕግዝ ኢዩ – ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Apr 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓውዲ ሕርሻ ምዝማን ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ዝግበር ፃዕሪ ከምዝሕግዝ ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር)ገሊፆም፡፡ ሃገር ለኸ መርሃ ግብሪ ስልጠና ክእለት ልምዓት ሰብ ሞያ ሕርሻ ኣብ ከተማ ኮምቦልቻ ተጀሚሩ፡፡ ኣብቲ መጀመሪ ስነ-ስርዓት…
ስፓርት ኣትሌት ሓጎስ ገ/ህይወት ኣብ ውድድር ጉያ ግራንድ ስላም ተዓዊቱ Gebremariam Weldegerima Apr 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣትሌት ሓጎስ ገብረህይወት ንፈለማ እዋን እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ውድድር ትራክ ግራንድ ስላም ብ3 ሺሕ ሜትሮ ነዊሕ ርሕቐት ደቂ ተባዕትዮ ተዓዊቱ። ኣብ ኪንግስተን ኣብ ዝተኻየደ ልዑል ንሕንሕ ዝተርኣየሉ ውድድር÷ ኣትሌት ሓጎስ ነቲ ርሕቐት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናብ ውሽጢ ሃገር ዝተጓዓዓዘ መጠን ዘበናዊ ዱኽዒ 9 ነጥቢ 6 ሚሊየን ኩንታል በፂሑ Gebremariam Weldegerima Apr 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዘበነ ምህርቲ 2017/18 ናብ ሃገር ንምእታው ካብ ዝተሓሰበ 24 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ ክሳብ ትማሊ ልዕሊ 10 ነጥቢ 7 ሚሊየን ኩንታል ኣብ ወደብ ጅቡቲ ከምዝበፅሐ ተገሊፁ፡፡ 55 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ዳፕ ዝፀዓነት መርከብ እውን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ኦሮሚያ 1 ሺሕን 402 ናይ ማሕረስ ትራክተራት ንሓረስቶት ከረክብ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Apr 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ክልል ኦሮሚያ 1 ሺሕን 402 ናይ ማሕረስ ትራክተራት ሎሚ መዓል ኣብ ከተማ ሻሸመኔ ንሓረስቶት ከምዘረክብ ኣፍሊጡ፡፡ እተን ትራክተራት ዝርከቡ ሓረስቶት፣ ንሕብረት ስራሕ ማሕበራትን ዩኒየናትን ንመንግስቲ እቲ ክልል ብዘቕረቡዎ ሕቶ መሰረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ጋምቤላ ዝተፈላለዩ ሽመታት ሂቡ Gebremariam Weldegerima Apr 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ጋምቤላ ዝተፈላለዩ ሽመታት ከምዝሃበ ኣፍሊጡ፡፡ ብመሰረት እዚ፦ ኣይተ ቻም ኡቦንግ - ሓላፊ ቢሮ ከባቢን ንብረት ኣየርን እቲ ክልል ኣይተ ኮንግ ጆክ - ዋና ኮሚሽነር ኮሚሽን ፕላን ከተማታት እቲ ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣዲስ ኣበባ ማእኸል ዲፕሎማሲ ምዃና ዘረጋግፁ ስራሕቲ ከምዝሰርሐት ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣዲስ ኣበባ ማእኸል ዲፕሎማሲ ምዃና ዘረጋግፁ ስራሕቲ ከምዝሰርሐት ተሳተፍቲ ጉባኤ መናእሰይ ኣመራርሓ ፓን ኣፍሪካ ገሊፆም፡፡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ መናእሰይ ኣመራርሓ ፓን ኣፍሪካ ዘፈር መናእሰይ ሚኒስትራት ተሳተፍቲ ዝኾኑ…
ስፓርት ባህር ዳር ከተማን ስሑል ሽረን ማዕረ ተፈላሊየን Gebremariam Weldegerima Apr 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 23 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ባህር ዳር ከተማን ስሑል ሽረን ብዘይ ሸቶ ማዕረ ተፈላሊየን፡፡ እቲ ውፅኢት ስዒቡ ባህር ዳር ከተማ ብ34 ነጥቢ ኣብ 3ይ ደረጃ እንትትቅመጥ÷ ስሑል ሽረ ብ16 ነጥቢ ኣብ 17 ደረጃ ትርከብ፡፡…