Fana: At a Speed of Life!

ፖሊስ ፌዴራል ንግድብ ህዳሰ ልዕሊ 254 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር ከምዘዋፀአ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ንዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዕድጊት ቦንድ ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ምትእኽኻባት እቶት ብምክያድ ልዕሊ 254 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር ብምውፃእ ኣታዊ ምግባሩ ገሊፁ። ኣቐባሊ ቃል ፖሊስ ፌዴራል ረዳት ኮሚሽነር ሞገስ ቸኮል ኣመራርሓን ኣባላትን…

4ይ ሓራዊ ኣኼባ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮ-ኡጋንዳ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ይ ሓራዊ ኣኼባ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮ-ኡጋንዳ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ፡፡ እቲ ሓበራዊ ኣኼባ ኮሚሽን ሚኒስትራት÷ ክልተኣዊ ምትሕብባር ክልቲአን ሃገራት ንምጥንኻርን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ስምምዕ ንምፍፃምን ዝዓለመ ኢዩ ተባሂሉ።…

ቻይና ፈላማይ ኣብራሪ ዘይብሉ ናይ ታክሲ ትራንስፖርት ኣየር ዕላዊ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትካል ሲቪል ኣቪዬሽን ቻይና ኣብ ዓለም ፈላማይ ዝኾነ ኣብራሪ ዘይብሉ ናይ ታክሲ ትራንስፖርት ኣየር ኣብታ ሃገር ንኽትግገበር ፍቓድ ምሃቡ ተገሊፁ፡፡ በቲ ትካል ፍቓድ ዝተውሃም ኢ ሃንግ ሆልዲንግን ሄፊ ሄይን ዝተብሃሉ ትካላት መገዲ ኣየር ዘቕረቡዎ…

ኬቨን ዲብሮይነ ኣብ መወዳእታ እዚ ውድድር ዓመት ካብ ማንቼስተር ሲቲ ከምዝለቅቕ ኣረጋጊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤልጂየማዊ ተፃዋታይ ክፍሊ ማእኸል ጋንታ ማንቼስተር ሲቲ ኬቨን ዲብሮይነ ድሕሪ ትሽዓተ ዓመት ፃሒት ኣብ መወዳእታ እዚ ውድድር ዓመት ካብታ ጋንታ ከምዝፈላለ ኣረጋጊፁ፡፡ እቲ ተፃዋታይ ምስ ማንቼስተር ሲቲ ዘለዎ ኩንትራት ኣብ መወዳእታ እዚ ውድድር…

ብጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ናብ ስራሕ ዝኣተዉ ኢንዱስትሪታት ጭቡጥ ውፅኢት ከምዘምፅኡ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማታት ኣዲስ ኣበባን ሸገርን ብጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ኣቢሎም ናብ ስራሕ ዝኣተዉ ኢንዱስትሪታት ጭቡጥ ውፅኢት ከምዘምፅኡ ተገሊፁ። ሰብ ሞያ መራኸብቲ ሓፋሽ በጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ልዑል ለውጢ ዘምፅኡ ኢንዱስትሪታት ይዕዘቡ…

3ይ ፎረም ፓርላማ ዜጋታት ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሳልሳይ ፎረም ፓርላማ ዜጋታት "ሕገ መንግስቲን ሕገ መንግስታዊነትን ኣብ ኢትዮጵያ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣብቲ ፎረም ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ፣ ሚኒስትር ዋና ተፀዋዒ መንግስቲ ኣብቲ ባይቶ…

መናእሰይ ዲፕሎማሰኛታት ዓቕሚ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ንወፃኢ ዓለም ንኸፋልጡ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መናእሰይ ዲፕሎማሰኛታት ኢትዮጵያ ቀዳመይቲ መብፅሒት ቀጥታ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ንኽትከውን ዘለዋ ዓቕሚ ናይ ምፍላጥ ስራሕ ንኽሰርሑ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ሓቲቱ፡፡ እቲ ኮርፖሬሽን ምስ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ኢንስቲትዩት ጉዳያት…

ስራሕቲ ልምዓት ተምሳሌት ምዕባለ ከተማና ኣረጋጊፆም ኢዮም- ኣይተ ጃንጥራር

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ለውጢ ዓመታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተወገኑ ስራሕቲ ልምዓት ተምሳሌት ምዕባለ እታ ከተማ ኣጋጊፆም ኢዮም ክብሉ ምክትል ከንቲባ ምምሕር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣይተ ጃንጥራር ኣባይ ገሊፆም፡፡ ሃገራዊ ለውጢ ጋህዲ ዝኾነሉ ሳዓይ ዓመት ምኽንያት…

ፓርቲ ብልፅግና ዝተጀመረ ሃገራዊ ዕቤት ንምቅልጣፍ እናሰርሐ ምዃኑ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ዕት ስርዓት ምዘና ብምዝርጋሕ ከም ሃገር ዝተጀመረ ሃገራዊ ዕቤት ንምቅልጣፍ እናሰርሐ ምዃኑ ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ…

ቅዱስ ጊዮርጊስን ሃዲያ ሆሳእናን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 23 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ቀትሪ ሰዓ 9 ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ቅዱስ ጊዮርጊስን ሃዲያ ሆሳእናን ብዘይ ሸቶ ባዶ ማዕረ ተፈላሊየን፡፡ ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽ ፀወታታት እቲ ሊግ ዘይተዓወቱ እንትኾኑ÷ ሃዲያ ሆሳእና…