Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ብውሕጅ ንዝተጎድኡ ሶማሊያውያን ሕገዝ መድሓኒት ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ብውሕጅ ንዝተጎድኡ ሶማሊያውያን ሕገዝ መድሓኒት ገይራ። ኢትዮጵያ ኣብ ዛሓለፈ ሰሙን ኣብ ሶማሊያ ክልል ሂር ሸባሌ ከባቢ በለደወይን ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ ጉድኣት ንዝበፅሖም ሶማሊያውያን ኢያ ህፁፅ ርዳእታ ዝህቡ ሓኻይምን ሓገዝ 10 ቶን…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ዋና ፈፃሚት ስራሕ ታንጀብል ሆፕ ፋውንዴሽ ተዛትየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ መስራቲትን ዋና ፈፃሚት ስራሕን ታንጀብል ሆፕ ፋውንዴሽ ሊሊ ዮሴፍ ተዛትየን። ተግባር እቲ ፋውንዴሽን ጠጠው ንዝበለሉ ዕላማ ቁርፀኛ ካብ ምዃኑ ብተወሳኺ ፅቡቕ ውፅኢት ከምዘምፅእ እውን እተን ፕሬዚዳንት…

ኢትዮጵያውያን ኢንተርናሽናን ዳያኑ ዘመነ ውድድር 2020 ናይ ፊፋ ባጅ ተዋሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዘመነ ውድድር ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2020 ኣህጉራዊን ዓለም ለኻዊን ፀወታታት ዝመርሑ ኢትዮጵያውያን፥ ናይ ፊፋ ባጅ ከምዝተውሃቦም ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዓለም ለኸ ማሕበር ኩዕሾ እግሪ (ፊፋ)፥ ዝተሰናድአሎም ፈተና ብቕዓት…

ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ን2 ሺሕን 135 ተሃነፅቲ ብይቕሬታ ንክወፅኡ ወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ን2 ሺሕን 135 ተሃነፅቲ ብይቕሬታ ክወፅኡ ወሲኑ። እቶም ተሃነፅቲ ኣብ ቤት ህንፀት ኣበ ዝነበሮም ፃንሒት ብዘርኣይዎ እወንታዊ ስነ ምግባር መሰረት ይቕሬታ ከምዝተገበረሎም ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ እቲ ክልል ኣፍሊጡ።…

ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ብተልእኾን ብምርምርን ንምውዳብ ዓሊሙ ዝተገበረ መፅናዕቲ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ብተልኾን ብምርምርን ንምውዳብ ዓሊሙ ዝተገበረ መፅናዕቲ ዕላዊ ኮይኑ። ዘተ ቤት ምኽሪ ለውጢ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ፥ ፕሬዚዳንታት ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ፣ ኣመራርሓታት ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ውልቀን ላዕለዎት…

ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ን4 መምህራን መዓርግ ፕሮፌሰርነት ሂቡ

#ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ንኣርባዕተ መምህራን መዓርግ ፕሮፌሰርነት ምሃቡ ኣፍሊጡ። እቲ ዩኒቨርሲቲ፥ ብኮሌጅ መፅናዕቲ ልምዓት ሃገር፣ ብኮሌጅ ሳይንስ ጥዕናን ብኮሌጅ መፅናዕቲ ቋንቋታትን ብመምህርነትን ምርምርን እናገልገሉ ንዝፀንሑ ምሁራት ኢዩ…

ኣብ ሱዳን ሓንቲ ጦር ኣውሮፕላን ተሓምሺሻ ልዕሊ 18 ሰባት ህይወት ምሕላፉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምዕራባዊ ዳርፉር ሱዳን ሓንቲ ጦር ኣውሮፕላን ብምሕምሻሻ ልዕሊ 18 ሰባት ህይወቶም ከምዘሓለፈ ተገሊፁ። ካብ ውሽጢ እቶም ዝሞቱ ሰባት፥ ሸውዓተ ሰራሕተኛታት እታ ኣውሮፕላን እንትኾኑ፥ ሰለስተ ዳያኑን ህፃነናት ዝርከቡዎም ሸሞንተ ሲቪላትን…

ፎረም ንግድን ኢንቨስትመንትን ኢትዮ-ኳታር ክሳለጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፎረም ንግድን ኢንቨስትመንትን ኢትዮ-ኳታር ክሳለጥ ኢዩ። እቲ ፎረም ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ርክብ ንግዲ ናብ ዝሓሸ ብርኪ ክብ ከብሎ ከምዝኽእል ተገሊፁ። ብተወሳኺ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኳታርን ዘሎ ልምዲ ንምልውዋጥ ዘኽእል ኢዩ…

ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ፈላማይ ኣኼቡኡ ሎሚ መዓልቲ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ፈላማይ ኣኼቡኡ ሎሚ መዓልቲ ዕለት 24 ታሕሳስ 2012 ዓ.ም የሳልጥ ኣሎ። እቲ ፓርቲ ካብ ግምባር ናብ ውህደት ድሕሪ ምስግጋሩ፥ ብብርኪ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፈላማይ ኣኼኡ ኢዩ ሎሚ መዓልቲ ዘሳልጥ ዘሎ።…

ብሓሳብ ምርታዕኻ ብሰላማዊ መገዲ ምቕባል መግለፂ ስልጣነ ኢዩ – ኣቦታት ሃይማኖት

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሓሳብ ምርታዕኻ ብሰላማዊ መገዲ ምቕባል መግለፂ ስልጣነ ምዃኑ መራሕቲ ሃይማኖት ገሊፆም። መራሕቲ ሃይማኖት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኢትዮጵያ፣ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያን ሕብረት ወንጌላዊት ኣብያተ ክርስትያን…