ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ሽልማት ሚኒስትር ፋይናንስ እዚ ዓመት ተዓዊቶም Gebremariam Weldegerima Dec 20, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ኣብ መፅሄት ፋይናንሺያል ኣፍሪክ “ሽልማት ሚኒስትር ፋይናንስ እዚ ዓመት” ተዓዊቶም። እቲ መፅሄት ኣብ ፓሪስ ዝሕተም እንትኸውን፥ ትማሊ ኣብ ከተማ ኣቢጃ ኣብ ዝተሳለጠ ስነ-ስርዓት ሚኒስትር ገንዘብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማረት ብልዕሊ 2 ሚሊየን ብር ዝዓደገቶ ዘበናዊ መመርመሪ መዓር ንቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ኣረኪባ Gebremariam Weldegerima Dec 20, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ(ማረት) ብ2 ነጥቢ 2 ሚሊየን ብር ዝተዓደገ ዘበናዊ መመርመሪ መዓር ንቢሮ ልምዓት ሕርሻን ገጠርን ኣረኪባ። ማረት ምስ ሕብረት ኣውሮፓን ኦክስፋም ኢትዮጵያን ብምትሕብባር ዝዓደገቶ እቲ መመርመሪ ቅድም ኢሉ ቃል ተኣትይሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገር ለኸ ኮንፈረንስ ሰላም ፅባሕ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክሳለጥ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Dec 20, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ለኸ ኮንፈረንስ ሰላም ፅባሕ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክሳለጥ ኢዩ። እቲ መድረኽ “ንኹልና እትጥዕም ኢትዮጵያ ብሓባር ንፍጠር” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ እንትኸውን፥ ኮሚቴ ሰብ ውልቀ ሃፍቲ ኦሮሞን ኣምሓራን ዘዳለውዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣብዛ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶክተር ዮሃንስ ሃይለስላሰ ኣብ ዓለም ኣገደስቲ ሰባት ዓውዲ ሳይንስ ዓመተ 2019 ካብ ዝተብሃሉ 10 ሰባት ሓደ ኮይኖም Gebremariam Weldegerima Dec 20, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ተመራማሪ ኣመፃፅኣ ደቂ ሰባትን ማሕበረሰብን ዶክተር ዮሃንስ ሃይለስላሰ ኣብ ዓለም ኣገደስቲ ሰባት ዓውዲ ሳይንስ ዓመተ 2019 ካብ ዝተብሃሉ 10 ሰባት ሓደ ኮይኖም። እቶም ተመራማሪ ብብርኪ ዓለም ፍሉጥ ኣብ ዝኾነ ጋዜጣ ኔቸር ሽሞም ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ምስ ጉጅለ ልኡኽ ፈንድ ልምዓት ስዑዲ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Dec 20, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ብዶክተር ካሊድ ኤስ. ኣልኩዴሪ ምስ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ፈንድ ልምዓት ስዑዲ ሎሚ መዓልቲ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝካየድ ዘሎ ስራሕቲ ኢንቨስትመንትን ልምዓትን ድጋፍ ብዛዕባ ምግባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልላት ዓፋርን ሶማሌን ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንምፍልፋል ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ምስ ኣክዋ ፓወር ስዑዲ ተፈሪሙ Gebremariam Weldegerima Dec 20, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያን ኣክዋ ፓወር ስዑዲን ኣብ ክልላት ዓፋርን ሶማሌን ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንምፍልፋል ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም። እቲ ሰነድ ስምምዕነት መንግስቲን ውልቀ መሻርኽቱን፥ ጋድን ዲቼቶን ኣብ ዝበሃሉ ከባቢታት ክልቲአን ክልላት ሓይሊ ኤሌክትሪክ…
ቢዝነስ ኢትዮጵያን ፈንድ ልምዓት ስዑዲ ዓረብን ሰነድ ስምምዕነት ልቓሕ 140 ሚሊየን ዶላር ተፈራሪሞም Gebremariam Weldegerima Dec 20, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያን ፈንድ ልምዓት ስዑዲ ዓረብን ሰነድ ስምምዕነት ልቓሕ 140 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ሎሚ መዓልቲ ተፈራሪሞም። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ሚኒስትር ገንዘብ ፌዴሪኢ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ምክትል ኣቦ መንበር ፈንድ ልምዓት ስዑዲ ዓረብ ካሊድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ መቐለ ምስ ኤምባሲ ፈረንሳይ ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳይኛ ንምሃብ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ Gebremariam Weldegerima Dec 20, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ መቐለ ኣብ ዝቕፅል ዓመት ቋንቋ ፈረንሳይኛ ብደረጃ ድግሪ ከምህር ምድላዋቱ ከምዝወገነ ተሓቢሩ። ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ፈረንሳይ ፌድሪክ ቦንተምስ ኣብ ዩኒቨርሲቲ መቐለ ተረኺቦም ኣብቲ ዩንቨርስቲ ዝወሃብ ዘሎ ትምህርቲ ፈረንሳይኛ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኤርትራ ዝርከብ ጉጅለ ባህሊ ኢትዮጵያ ፈላማይ ምድላው ሙዚቅኡ ኣብ ከተማ ከረን ኣቕሪቡ Gebremariam Weldegerima Dec 20, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኤርትራ ዝርከብ ጉጅለ ባህሊ ኢትዮጵያ ፈላማይ ምድላው ሙዚቅኡ ኣብ ከተማ ከረን ትማሊ ኣቕሪቡ። እቶም ኣባላት ባህላዊን ዘመናዊን ትሕዝቶ ዘለዎም ዝተፈላለዩ ምስንዳኣት ነበርቲ እታ ከተማ ኣብ ዘለዉሉ ኣብ ስታዲዮም ከረን ከምዘቕረቡ ተገሊፁ።…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ትራምፕ ተኸሲሱ ኣብ ሰኔት ኣሜሪካ ዝቐርብ ሳልሳይ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ኮይኖም Gebremariam Weldegerima Dec 20, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ታሪኽ ኣሜሪካ ብባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝኽሰሱ ሳልሳይ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ኮይኖም። እቲ ክሲ ፕሬዚዳንት ትራምፕ ናብ ቤት ፍርዲ ሰኔት ኣሜሪካ ከቕርቦም 'ዩ። እቲ ቤት ፍርዲ ድማ ኣብ ስልጣን ናይ ምፅናሕ…