ኣብ ብሪታኒያ ኣብ ዝተሳለጠ ሓፈሻዊ ምርጫ ቀዳማይ ሚኒስትር ቦሪስ ጆንሰን ዝመርሕዎ ፓርቲ ተዓዊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ብሪታኒያ ኣብ ዝተሳለጠ ሓፈሻዊ ምርጫ ቀዳማይ ሚኒስትር ቦሪስ ጆንሰን ዝመርሕዎ ኮንሰርቫቲቭ ፓርቲ ተዓዊቱ።
ኣብቲ ትማሊ ዝተሳለጠ ሓፈሻዊ ምርጫ መሪሕ ፓርቲ ኮንሰርቫቲቭ ልዕሊ 360 መንበራት ብምርካብ ብሰፊሕ ኣፈላላይ ድምፂ ከምዝሰዓረ ተገሊፁ።…