ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገራዊ ለውጢ ጋህዲ ዝኾነሉ 7ይ ዓመት ኣመልኪቱ ኣብ ኣሶሳ ሰልፊ ድጋፍ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ከተማ ኣሶሳ 24 መጋቢት 2010 ዓ.ም ዝተገበረ ሃገራዊ ለውጢ ስዒቡ ዝተረኸቡ ትሩፋታት ዝዝክር ሰልፊ ድጋፍ ይካየድ ኣሎ። ‘ትማሊ፣ ሎሚን ፅባሕን ንልዕልና ኢትዮጵያ!’ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ…
Uncategorized ሃገራዊ ለውጢ ጋህዲ ዝኾነሉ 7ይ ዓመት ኣመልኪቱ ኣብ ከተማታት ክልል ኦሮሚያ ሰልፊታት ድጋፍ ይካየዱ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Apr 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ 24 መጋቢት 2010 ዓ.ም ጋህዲ ዝኾነ ሃገራዊ ለውጢ 7ይ ዓመት ምኽንያት ብምግባር ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ክልል ኦሮሚያ ሰልፊታት ድጋፍ ይካየዱ ኣለዉ። ‘ትማሊ፣ ሎሚን ፅባሕን ንልዕልና ኢትዮጵያ!’ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻየደ…
ቢዝነስ ብሄራዊ ባንኪ ዘካየዶ ውፅኢት ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Apr 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ውፅኢት ዕላዊ ኮይኑ። ኣብቲ ጨረታ 12 ባንክታት ከምዝተሳተፉ እቲ ባንኪ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ኣፍሊጡ፡፡ በዚ ድማ ዋጋ ማእኸላይ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ሓደ ዶላር ኣሜሪካን 131…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ኮሎምቢያን ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ዘለወን ምትሕብባር ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን Gebremariam Weldegerima Apr 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ኮሎምቢያን ኣብ ቀፃሊ ኣብ ዝህልወን ርክብ ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ዝገብረኦ ሓበራዊ ምትሕብባር ኣጠናኺረን ከምዝቕፅላ ኣረጋጊፀን። ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ኮሎምቢያ ምስ ዝኾኑ ዬሶን ኣርካዲዮ ሜኔስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ሓገዝ ኮምፒውተር ገይሩ Gebremariam Weldegerima Apr 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምምሕዳር መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ዘበነዎትን ልዑል ዓቕሚ ዘለወንን ኮምፒውተራት ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ሓገዝ ገይሩ። ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ምምሕዳር ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዋና ቤት ዕዮ ፋና ብምርካብ ዝገበሩዎ÷ ሓገዝ ፅቡቕ ርክብ ክልቲኦም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ንዝርከባ ትካላት ጥዕና 120 ኣምቡላንሳት ሓገዝ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Apr 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ንዝርከባ ትካላት ጥዕና 120 ኣምቡላንሳት ሓዊሱ ሓገዝ ናውቲ ሕክምና ከምዝተገበረ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ትግራይ ገሊፁ፡፡ ሓላፊ እቲ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ኣይተ ብርሃኑ መኮንን ከምዝገለፁዎ፤ ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዝበጢን መጫጨፊን እኽሊ ማሽን ዝሰርሐ … Gebremariam Weldegerima Apr 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ታምራት ኣለሙ ዝሰርሓ እዛ ማሽን ዝተፈላለዩ ዝራእቲ ንምዝባጥን ንምጭጫፍን ትውዕል ኢያ። እታ ማሽን ዝራእቲ ኣገዳ ብርዒን ብዝግባእ ንምዝባጥ ከምተገልግል ታምራት ኣለሙ ገሊፁ፡፡ እታ ማሽን ወፃኢ ቆጣቢትን ፀገም ፈታሒትን ካብ ምዃና ብተወሳኺ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፖለቲካዊ ፀገማት ብሓባር ንፍታሕ ዝብል ፃውዒት መራሒ ዝተርኣየ ኣብዚ ናይ ለውጢ እዋን ኢዩ – ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Apr 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፖለቲካዊ ፀገማት ብሓባር ንፍታሕ ዝብል ፃውዒት መራሒ ዝተርኣየ ኣብዚ ናይ ለውጢ እዋን ኢዩ ክብሉ ሓላፊ ዘፈር ርክብ ህዝቢን ዓለም ለኸን ፓርቲ በልፅግና ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር) ገሊፆም። ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር) ናይ ለውጢ መንግስቲ ዝመፅአሉ ሻውዓይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ፌዴራል ኣብ ልዕሊ ክልላት ኢድ ዝኣትወሉ ስርዓት ዘመሓይሽ ኣዋጅ ፀዲቑ Gebremariam Weldegerima Apr 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ መበል 22 ስሩዕ ኣኼባ መንግስቲ ፌዴራል ኣብ ልዕሊ ክልላት ኢዱ ዘእትወሉ ስርዓት ንምድንጋግ ዝወፅአ መመሓየሺ ኣዋጅ ብምምርማር ኣፅዲቑ፡፡ እቲ ኣዋጅ ክሳብ ሕዚ ኣብ ስራሕ ዝነበረ ኣዋጅ ቁፅሪ 359/…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፈንድ ልምዓት ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝህነፅ ሓዱሽ ፕሮጀክት መዕርፎ ነፈርቲ ክሳተፍ ከምዝደሊ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፈንድ ልምዓት ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝህነፅ ሓዱሽ ፕሮጀክት መዕርፎ ነፈርቲ ክሳተፍ ከምዝደሊ ምክትል ፕሬዚዳንት እቲ ትካል ዩ ዡሮይ ገሊፆም። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተፈራ ደርበው ምስቶም ምክትል ፕሬዚዳንት ኣብ ክልተኣዊ ምትሕብባር…