Fana: At a Speed of Life!

ብሄራዊ ባንኪ ዘካየዶ ውፅኢት ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ውፅኢት ዕላዊ ኮይኑ። ኣብቲ ጨረታ 12 ባንክታት ከምዝተሳተፉ እቲ ባንኪ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ኣፍሊጡ፡፡ በዚ ድማ ዋጋ ማእኸላይ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ሓደ ዶላር ኣሜሪካን 131…

ኢትዮጵያን ኮሎምቢያን ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ዘለወን ምትሕብባር ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ኮሎምቢያን ኣብ ቀፃሊ ኣብ ዝህልወን ርክብ ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ዝገብረኦ ሓበራዊ ምትሕብባር ኣጠናኺረን ከምዝቕፅላ ኣረጋጊፀን። ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ኮሎምቢያ ምስ ዝኾኑ ዬሶን ኣርካዲዮ ሜኔስ…

ምምሕዳር መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ሓገዝ ኮምፒውተር ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምምሕዳር መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ዘበነዎትን ልዑል ዓቕሚ ዘለወንን ኮምፒውተራት ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ሓገዝ ገይሩ። ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ምምሕዳር ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዋና ቤት ዕዮ ፋና ብምርካብ ዝገበሩዎ÷ ሓገዝ ፅቡቕ ርክብ ክልቲኦም…

ኣብ ክልል ትግራይ ንዝርከባ ትካላት ጥዕና 120 ኣምቡላንሳት ሓገዝ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ንዝርከባ ትካላት ጥዕና 120 ኣምቡላንሳት ሓዊሱ ሓገዝ ናውቲ ሕክምና ከምዝተገበረ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ትግራይ ገሊፁ፡፡ ሓላፊ እቲ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ኣይተ ብርሃኑ መኮንን ከምዝገለፁዎ፤ ኣብቲ…

መዝበጢን መጫጨፊን እኽሊ ማሽን ዝሰርሐ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ታምራት ኣለሙ ዝሰርሓ እዛ ማሽን ዝተፈላለዩ ዝራእቲ ንምዝባጥን ንምጭጫፍን ትውዕል ኢያ። እታ ማሽን ዝራእቲ ኣገዳ ብርዒን ብዝግባእ ንምዝባጥ ከምተገልግል ታምራት ኣለሙ ገሊፁ፡፡ እታ ማሽን ወፃኢ ቆጣቢትን ፀገም ፈታሒትን ካብ ምዃና ብተወሳኺ…

ፖለቲካዊ ፀገማት ብሓባር ንፍታሕ ዝብል ፃውዒት መራሒ ዝተርኣየ ኣብዚ ናይ ለውጢ እዋን ኢዩ – ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፖለቲካዊ ፀገማት ብሓባር ንፍታሕ ዝብል ፃውዒት መራሒ ዝተርኣየ ኣብዚ ናይ ለውጢ እዋን ኢዩ ክብሉ ሓላፊ ዘፈር ርክብ ህዝቢን ዓለም ለኸን ፓርቲ በልፅግና ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር) ገሊፆም። ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር) ናይ ለውጢ መንግስቲ ዝመፅአሉ ሻውዓይ…

መንግስቲ ፌዴራል ኣብ ልዕሊ ክልላት ኢድ ዝኣትወሉ ስርዓት ዘመሓይሽ ኣዋጅ ፀዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ መበል 22 ስሩዕ ኣኼባ መንግስቲ ፌዴራል ኣብ ልዕሊ ክልላት ኢዱ ዘእትወሉ ስርዓት ንምድንጋግ ዝወፅአ መመሓየሺ ኣዋጅ ብምምርማር ኣፅዲቑ፡፡ እቲ ኣዋጅ ክሳብ ሕዚ ኣብ ስራሕ ዝነበረ ኣዋጅ ቁፅሪ 359/…

ፈንድ ልምዓት ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝህነፅ ሓዱሽ ፕሮጀክት መዕርፎ ነፈርቲ ክሳተፍ ከምዝደሊ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፈንድ ልምዓት ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝህነፅ ሓዱሽ ፕሮጀክት መዕርፎ ነፈርቲ ክሳተፍ ከምዝደሊ ምክትል ፕሬዚዳንት እቲ ትካል ዩ ዡሮይ ገሊፆም። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተፈራ ደርበው ምስቶም ምክትል ፕሬዚዳንት ኣብ ክልተኣዊ ምትሕብባር…

ዩኔስኮ ሓድጊታ ሓሊኻ ንምፅናሕ ዝገብሮ ሓገዝ ከምዘጠናኽር ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትካል ትምህርቲ፣ ሳይንስን ባህሊን ሕቡራት መንግስታት (ዩኔስኮ) ዓለም ለኸ ሓድጊታት ኢትዮጵያ ሓሊኻ ንምፅናሕ ዝገብሮ ሓገዝ ከምዘጠናኽር ኣፍሊጡ፡፡ ተወካሊ ዩኔስኮ ኣብ ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካን ኢትዮጵያ ሪታ ቢሶናውት (ዶ/ር)÷ ኢትዮጵያ ብዙሓት…

ኢትዮጵያ ክሌማዊ ለውጢ ንምፅዋር ንእትገብሮ ፃዕሪ ንምድጋፍ ቆራፅ ከምዝኾነት ዴንማርክ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዴንማርክ ኢትዮጵያ ክሌማዊ ለውጢ ንምፅዋር ንእትገብሮ ፃዕሪ ንምድጋፍ ቆራፅ ከምዝኾነት ኣምባሳደር ዴንማርክ ኣብ ኢትዮጵያ ሱኔ ክሮግስትሩፕ ገሊፆም። ኣምባሳደር ሱኔ ክሮግስትሩፕ ብፍሉይ ንፋና ዲጂታል ከምዝበሉዎ÷ ዴንማርክ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ…