Fana: At a Speed of Life!

በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ከተማ ጅማ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ከተማ ጅማ ብተኸተልቲ እምነት እስልምና ብድምቀት ይኽበር ኣሎ፡፡ እቲ በዓል ዒድ ሶላት ሓዊሱ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ-ስርዓታት ኢዩ እናተኸበረ ዝርከብ፡፡ ኣብ ስነ-ስርዓት ምኽባር እቲ በዓል…

በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ብተኸተልቲ እምነት እስልምና ብድምቀት ይኽበር ኣሎ፡፡ እቲ በዓል ዒድ ሶላት ሓዊሱ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ-ስርዓታት ኢዩ እናተኸበረ ዝርከብ፡፡ ብቅድስት ኣባተ

ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ንበዓል ዒድ ኣልፈጥር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፈን። ኣብ መልእኽተን ድማ “ንመላእ ተኸተልቲ እምነት እስልምና እንኳዕ ን1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣል ፈጥር…

በዓል ዒድ ኣልፈጥር ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ብተኸተልቲ እምነት እስልምና ብድምቀት ይኽበር ኣሎ፡፡ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ መላ ኢትዮጵያ ብተኸተልቲ እቲ እምነት ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስርዓታት ኢዩ እናተኸበረ ዝርከብ፡፡ እቲ በዓል ኣብ…

3 ሺሕን 539 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 3 ሺሕን 539 ኢትዮጵያውያን ኣብዚ ሰሙን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም፡፡ ኣብ ውሽጢ እዚ ሰሙን ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ 2 ሺሕን 999 ደቂ ተባዕትዮ፣ 501 ደቂ ኣንስትዮን 39 ዕሸል ህፃናትን እንትኾኑ፤…

ፊቼ ጫምባላላ ወርቃዊን ብርቱዕን ካትም ሓድነትና ኢዩ – ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መለወጢ ዘበን ብሄር ሲዳማ ፊቼ ጫምባላላ ወርቃዊን ብርቱዕን ካትም ሓድነትና ኢዩ ክብሉ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ገሊፆም። በዓል ፊቼ ጫምባላላ ትማሊን ሎሚ መዓልቲን ኣብ ሃዋሳ ተኸቢሩ። ፕሬዚዳንት ታዬ እቲ በዓል ኣመልኪቶም ኣብ…

ቴሌቪዥን ኢ.ቢ.ኤስ ብርቱካን ተመስገን ኣመልኪቱ ንዘመሓላለፎ ዶክመንተሪ ይቕሬታ ሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቴሌቪዥን ኢ.ቢ.ኤስ ብርቱካን ተመስገን ኣመልኪቱ ንዘመሓላለፎ ዶክመንተሪ ይቕሬታ ሓቲቱ፡፡ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኢቢኤስ ኣይተ ኣማን ፍስሃፅዮን እቲ ጉዳይ ኣመልኪቶም መግለፂ ሂቦም። ኣብ መግለፂኦም ድማ “ብውሽጢ እቲ ትካልን ብደገን ብዝተወደበ…

ኣብ ማይናማር ብሬክተር ስኬል 7 ነጥቢ 7 ዝተመዝገበ ራዕዲ ርዕደ መሬት ኣጋጢሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ማእኸላይ ማይናማር ብሬክተር ስኬል 7 ነጥቢ 7 ዝተመዝገበ ሓደጋ ራዕዲ መሬት ኣጋጢሙ። እቲ ሓደጋ ስዒቡ ዝተጣየሸ ጉጅለ እዋን ሓደጋ ከምዝገለፆ፤ በቲ ምንቅጥቃጥ መሬት ክሳብ ሕዚ ቁፅሪ መወትቲ ኣይፈለጥ እምበር ብ100 ዝቑፀሩ ሰባት ህይወቶም…

ኣይተ ኣረጋ ከበደ ዝተፈላለዩ ሹመታት ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፤ 19 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ ኣረጋ ከበደ ዝተፈላለዩ ሽመታት ሂቦም። ብመሰረት እዚ ዶ/ር እሸቱ የሱፍ ሓላፊ ቢሮ ሰላምን ፀፅታን እቲ ክልል፣ ኮሚሸነር ዘላለም መንግስቴ ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ ከምኡ እውን ኣይተ ኣስቻለ ኣላምሬ ሓላፊ ቤት…

ኣምባሳደር ደሊል ከድር ደብዳበ ሽመቶም ንፕሬዚዳንት ሲሪል ራማፎሳ ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፍሉይ ልኡኽን በዓል ምሉእ ኣምባሳደርን ፌዴሪኢ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ደሊል ከድር ንፕሬዚዳንት ደቡብ ኣፍሪካ ሲሪል ራማፎሳ ደብዳበ ሽመቶም ኣቕሪቦም። እቶም ኣምባሳደር ኣብቲ እዋን፤ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ደቡብ ኣፍሪካ ዘሎ ስትራቴጂካዊ ርክብን ኣምር…