ኣብ ዝተፈላለያ ክልላትን ከተማታትን ኣብ ፍረ ለውጢ መጋቢታውያን ዘድሀበ ፓናል ዘተ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ክልላትን ከተማታትን ኣብ ፍረ ለውጢ መጋቢታውያን ትኹረት ዝገበሩ ፓናል ዘተታት ይካየዱ ኣለዉ፡፡
ኣብ ክልል ሃረሪ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መድረኽ፤ ኣብ ዝሓለፉ ሸውዓተ ዓመታት ዝተመዝገቡ ዓወታት ዝድህስስ “ፍረ ለውጢ መጋቢታዊያን”…