ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ስሩዕን ቐፃሊን ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ከውፅእ እዩ mizan mekonen Mar 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ በቢ ክልተ ሰሙናት ስሩዕን ቐፃልነትን ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ከውፅእ ምዃኑ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ባንክ ነዚ ጉዳይ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ÷ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ በቢ ክልተ ሰሙን ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ምኽያድ ከምዝጅምር ተገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅግና ኢትዮጵያ ካብ ተፀባይነት ንምንጋፍ ዘኽእሉ ብዙሓት ዓወታት ኣመዝጊቡ- ኣይተ ኣደም ፋራህ mizan mekonen Mar 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ውሽጢ ሓፂር እዋን ኢትዮጵያ ካብ ተፀባይነት ብምንጋፍ ናብ ምሉእ ሉኣላዊነት ንምስግጋር ዘኽእሉ ብዙሓት ዓወታት ምምዝጋቡ ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር መዓርግ ሓላፊ መተሓባበሪ ማእኸል ስርዓት ህንፀት ዲሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ 24 ትካላት ዓመታዊ ምርመራ ቴክኒክ ተሽከርከርቲ ስጉምቲ ተወሲዱ mizan mekonen Mar 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ልዕሊ 24 ትካላት ዓመታዊ ቴክኒክ ምርመራ ተሸከርከርቲ ስጉምቲ ምውሳዱ በዓል መዚ ኣሽከርከርቲን ተሸከርከርቲን ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እቲ በዓል መዚ ኣብ ልዕሊ እቶም ትካላት ጠመተ ሂቡ ብምግምጋሙ ልዑል ዝብሃል ክፍተት ዝተረኸበሎም ትካላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብ18 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ህንፀቱ ንኽዛዘም ውዕሊ ዝተኣተወሉ ስታድየም mizan mekonen Mar 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምዕራፍ ክልተ ብሄራዊ ስታዲየም ሎት ክልተን ሰለስተን ሓፈሻዊ ህንፀት ብ18 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ንምዝዛም ዘኽእል ውዕሊ ተኣትዩ። ሚኒስትር ባህልን ስፖርትን ሸዊት ሻንካ ከምዝበልኦ÷ ድሕሪ ልውጢ ዝተሃነፁን ዝተሓደሱን ካብ 10 ሺሕን 494…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ሕፁያት ኣባላት ኮሚቴ መልማሊ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ሾይሞም mizan mekonen Mar 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ሕፁያት ኣባላት ኮሚቴ መልማሊ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ሾይሞም፡፡ እቲ ኮሚቴ÷ ብመሰረት ሕገ መንግስቲ ፌ.ዴ.ሪ.ኢ ዓንቀፅ 102ን ብኣዋጅ መጣየሺ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ቁፅሪ 133/2011 ዓንቀፅ…
ቴክኖሎጂ ኩባንያ ቶዮ ሶላር ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዎ ኢንቨስትመንት ናብ 110 ሚሊየን ዶላር ምብፅሑ ተገሊፁ mizan mekonen Mar 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ሃዋሳ ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ውሽጢ ዝርከብ ኩባንያ ሶላር ቶዮ ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዎ ሓፈሻዊ ኢንቨስትመንት ናብ 110 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ምብፅሑ ተገሊፁ። እቲ ኩባንያ ኣብ ውሽጢ ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ብ60 ሚልየን ዶላር ዝተሃንፀ ፋብሪካ ፈላማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ሕቡራት ዓረብ ኤምሬታትን ጉጅለ ምርመራ ገበን ብምጥያሽ ብሓባር ንምስራሕ ዘትዮም mizan mekonen Mar 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚሽነር ፌደራል ፖሊስ ኢትዮጵያ ጀነራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል ምስ ጉጅለ ምርመራ ገበን ፖሊስ ዱባይ ሕቡራት ዓረብ ኤምሬታት ኣብ ጉዳይ ምርመራ ገበን ተዛትዮም፡፡ ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ኣብቲ እዋን ከምዝበልዎ÷ ኣብ ዱባይ ገበን ፈፂሞም ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ለውጢ ስዓቡ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ዝተመዝገቡ ዓወታት ኢትዮጵያን ናብ ሓዱሽ ምዕራፍ ዘሰጋገሩ እዮም-ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) mizan mekonen Mar 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊ ለውጢ ስዒቡ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ዝተመዝገቡ ዓወታት ኢትዮጵያ ናብ ሓዱሽ ምዕራፍ ዘሰጋገሩ ምዃኖም ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ዝተመዝገቡ ዓወታት ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃብዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግልጋሎት ሎጀስቲክስ ስሉጥን ዘበኑ ዝጠልቦን ንክኸውን ይስራሕ ኣሎ – ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) mizan mekonen Mar 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ኩለን ክልላትን ምምሕዳር ከተማታትን ንዝተውፃእፅኣ 100 መናእሰይ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ዓውዲ ሎጀስቲክስ ንምውፋር ዘኽእል ስልጠና ተጀሚሩ። ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ኣብቲ እዋን ከምዝበልዎ÷ ሎጀስቲክስ ዓንዲ ሑቐ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሓለዋ ሃፍቲ ተፈጥሮ ልዑል ጠመተ ተዋሂቡ ይስራሕ ኣሎ – ም/ቀ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ mizan mekonen Mar 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ብሄረሰብ ዋግ ህምራ ምምሕዳር ዞባ ዝቋላ፣ ደሃናን ካልኦት ወረዳታትን ንሓለዋ ሃፍቲ ተፈጥሮ ልዑል ጠመተ ብመሃብ እናተሰርሐ ይርከብ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ…