ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባታት ኢንዱስትሪ ተሳትፎ ኩባንያታት ቻይና ንምዕባይ ይስራሕ ኣሎ mizan mekonen Apr 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኩባንያታት ቻይና ኣብ ፍሉይ ዞባታት ኢኮኖሚ ናፃ ንግዲ ቀጣና ዘለዎም ተሳትፎ ኢኮኖሚ ብዝበለፀ ንምዕባይ እናተሰርሐ ምዃኑ ኮርፖሬሽን ፓርክታት ልምዓት ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ፡፡ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ቼን ሃይ ኣብ ጅማ ፍሉይ ዞባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣዲስ ኣበባ ማእኸል ኢንዱስትሪ ንምግባር ፈጠራ ናይ ምብርትታዕን ኣፍረይቲ ምድጋፍን ስራሕ ይስራሕ አሎ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ mizan mekonen Apr 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣዲስ ኣበባ ማእኸል ኢንዱስትሪ ንምግባር ፈጠራ ምብርትታዕን ኣፍረይቲ ናይ ምድጋፍን ስራሕ እናተኻየደ ይርከብ ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡ እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ከምዝበልኦ÷…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 272 ሚሊየን ብር ግምት ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም mizan mekonen Apr 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) 272 ሚሊየን ብር ግምት ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ምትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩክ ኣፍለጡ፡፡ እቲ ኮሚሽን ካብ 18 ክሳብ 25 መጋቢት 2017 ዓ.ም ብዝገበሮ ክትትል 187 ነጥቢ 4 ሚሊየን ብር ኣታዊን 84 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር ወፃኢን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ግዝኣት ቴክሳስ ብሕማም ንፍዮ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሪ ወሲኹ ተባሂሉ mizan mekonen Apr 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኣሜሪካ ግዝኣት ቴክሳስ ብሕማም ንፍዮ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሪ እናወሰኸ መፂኡ ተባሂሉ፡፡ እቲ ሕማም ኣብ ግዝኣት ምዕራብ ቴክሳስ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ለካቲት ህይወት ሓደ ቆልዓ ምሕላፉ ቢቢሲ ዘዘካኸረ እንትኾን÷ኣብዚ ሕዚ እዋን እውን ሓደ ቆልዓ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ኦሮሚያ 1 ሺሕን 402 ናይ ማሕረስ ትራክተራት ንሓረስቶት ኣረኪቡ mizan mekonen Apr 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ክልል ኦሮሚያ 1 ሺሕን 402 ናይ ማሕረስ ትራክተራት ንሓረስቶት ኣብ ከተማ ሻሸመኔ ኣረኪቡ፡፡ እተን ትራክተራት ዝተረከቡ ሓረስቶት፣ ሕብረት ስራሕ ማሕበራትን ዩኒየናትን ንመንግስቲ እቲ ክልል ብዘቕረቡዎ ሕቶን ብዓቖሩዎ መሰረትን ምዃኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ኣኼባ ሕብረት ፓርላማ ትሳተፍ ኣላ mizan mekonen Apr 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ዝተመርሐ ጉጀለ ልኡክ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ፓርላማን ኣብ ከተማ ኡዝቤኪስታን ታሽከንት እናተኻየደ ዝርከብ መበል 150 ዓለም ለኸ ሕብረት ፓርላም (አይፒዩ) እናተሳተፉ ይርከቡ፡፡ ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሹዋሊድ ሓድነትን ህብረ ብሄራዊነትን ዝጎልሀሉ በዓል እዩ- ኣይተ ኦርዲን በድሪ mizan mekonen Apr 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሹዋሊድ ሓድነትን ህብረ ብሄራዊነትን ዝጎልሀሉ በዓል እዩ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኦርዲን በድሪ ገሊፆም፡፡ መበል 1446 በዓል ሹዋሊድ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ሓዊሱ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ካብ ጎረባብቲ ክልላትን ዝተውፃእፅኡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፍጥነት ባቡር ኢትዮ-ጅቡቲ ካብ ዝነበሮ ብምውሳኹ ማሕበረሰብ ጥንቃቐ ክገብር ፃውዒት ቀሪቡ mizan mekonen Apr 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ግልጋሎት ትራንስፖርት ባቡር ኢትዮ-ጅቡቲ ፍጥነት ባቡር ብሰዓት ካብ ዝነበሮ 37 ኪሎ ሜትር ናብ 60 ኪሎ ሜትር ምውሳኹ ኣፍሊጡ፡፡ አክሲዮን ማሕበር ባቡር ኢትዮ-ጅቡቲ ንፋና ዲጂታል ከምዝገለፅዎ÷ ግልጋሎት ትራንስፖርት ባቡር ኢትዮ-ጅቡቲ ኣብ ቀረባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጂቡቲ ንዝርከቡ ማሕበረሰብ ኢትዮጵያ ዘገልግል ህንፀት ቤት ትምህርቲ ተጀሚሩ mizan mekonen Apr 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ጂቡቲ ንዝርከቡ ማሕበረሰብ ኢትዮጵያ ዘገልግል ቕድመ ስሩዕን መዋእለ ህፃናትን ህንፀት ቤት ትምህርቲ ተጀሚሩ፡፡ ኣብቲ ህንፀት አምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ ብርሃኑ ፀጋዬ ምስ ኣመራርሓ ዩኒቨርስቲ ድሬዳዋን ኣባላት ማሕበረሰብ ኢትዮጵያን ብምዃን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፀገማት ብሓይሊ ንምፍታሕ ምፍታን ዘለቒ ፍታሕ ኣየምፅእን – ዋና ኮሚሽነር መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር) mizan mekonen Apr 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፀገማት ብሓይሊ ንምፍታሕ ምፍታን ዘላቒ ፍታሕ ኣየምፅእን ክብሉ ዋና ኮሚሽን ኮሚሽነር ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር) ገሊፆም። እቲ ኮሚሽን ኣብ ክልል ኣምሓራ ዘካይዶም ምዕራፍ ምትእክኻብ ሰነ-ስርዓት መኽፋቲ ኣብ ዩኒቨርሲቲ…