ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስራሕቲ ልምዓትን ሓለዋን ቅርሲ ጁገል ብዝተወዳደ መልክዑ ይስራሕ ኣሎ- ኣይተ ኦርዲን በድሪ mizan mekonen Apr 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዓለም ለኸ ቅርሲ ጁገል ብምዕራፍ ሰለስተ ስራሕቲ ኮሪደር ልምዓትን ሓለዋን ብዝተዋደደ መልክዑ እናተኻየደ ከምዝርከብ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኦርዲን በድሪ ገሊፆም፡፡ እቶም ርእሰ ምምሕዳር ዓለም ለኸ ቅርሲ ጁገል ብምዕራፍ ሰለስተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ፓኪስታንን ኣብ ዓውዲ አቪዬሽን ምትሕብባረን ንምጥንኻር ዘትየን mizan mekonen Apr 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፓኪስታን ኢትዮጵያን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘለዎን ምትሕብባር ምጥንኻር ከምትደሊ አምባሳደር ፓኪስታን ኣብ ኢትዮጵያ ኣቲፍ ሻኒፍ ገሊፆም። ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ሲቪል ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ ኣይተ ጌታቸው መንግስቴ ምስ አምባሳደር ኣቲፍ ሻኒፍ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ዝተፈላዩ ዓውዲታት እናተሰርሑ ዘለው ስራሕቲ ተስፋ ውሃብቲ እዮም- ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) mizan mekonen Apr 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ዓውድታ ማሕበራዊ ልምዓት፣ ፖለቲካ፣ ኢኮኖሚን ኢንቨስትመንትን ዝስርሑ ዘለው ስራሕቲ ተስፋ ውሃብቲ ምዃኖም ሚኒስትር ግልጋሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ዝሓለፉ 7 ዓመታት ጉዕዞ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ምስ ኣመራሓታት ፓርቲታት ፖለቲካ ዘቲዮ mizan mekonen Apr 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ምስ ኣመራሓታት ፓርቲታ ፖለቲካ ዘቲዮ፡፡ እቲ ዘተ ምስቶም ፓርቲታት ብዛዕባ ዝህልዉ ቐፀልቲ ምዕራፋት ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ ዋና ኮሚሽን ኮሚሽነር መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር) ኣብቲ እዋን÷ ሎሚ ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ንግድን ኢንቨስትመንትን ኢትዮ-እስራኤል እናጠናኸረ ምዃኑ ተገሊፁ mizan mekonen Apr 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ንግድን ኢንቨስትመንትን ኢትዮ-እስራኤል ንምጥንኻር ልዑል እጃም እናገበረ ከምዝርከብ ኣምባሳደር እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ ኣብርሃም ንጉሴ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ኢትዮጵያን እስራኤልን ካብ ጥንቲ ዘበነ ንግስቲ ሳባ ዝጀመረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረት ኣውሮፓ ንኢትዮጵያ ደገፍ 240 ሚልዮን ዩሮ ሂቡ mizan mekonen Apr 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ንሽዱሽተ መርሃ ግብርታት ልምዓት ዝውዕል ደገፍ 240 ሚሊየን ዩሮ (32 ነጥብ 3 ቢሊየን ብር) ሂቡ፡፡ እቲ ስምምዕነት ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴን ብተወካሊ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ አምባሳደር ሶፊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጂኦ ፖለቲካ ዓለም ኣብ ግምት ዘእተወ ንለውጢ ዝተግህ ኣመራርሓ መንእሰይ ምፍራይ ይግባእ – ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ mizan mekonen Apr 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት 2017(ኤፍ ኤም ሲ) ተለዋዋጢ ጂኦ ፖለቲካ ዓለም ኣብ ግምት ዘእተወን ንለውጢ ዝተግህን ኣመራርሓ መንእሰይ ምፍራይ ቅድሚት ዝውሃቦ ተግባር ክኸውን ይግባእ ክብሉ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ገሊፆም፡፡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ እናተካየደ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሃንጋሪ ካብ ዓለም ለኸ ኣባልነት ቤት ፍርዲ ገበነኛታት (አይሲሲ) ምውፃኣ ኣፍሊጣ mizan mekonen Apr 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃንጋሪ ካብ ዓለም ለኸ ኣባልነት ቤት ፍርዲ ገበነኛታት (አይሲሲ) ምውፅኣ ኣፍሊጣ፡፡ ሃንጋሪ ካብ ኣባልነት ኣይሲሲ ናይ ምውፃእ ውሳነ ዘሕለፈት በቲ ትካል ትእዛዝ እስራት ዝወፀሎም ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤኒያሚን ናታኒያሁ ኣብታ ሃገር ዕላዊ…
ስፓርት ፋሲል ከነማ ንወልዋሎ ዩኒቨርሲቲ ዓዲ-ግራት ስዒሩ mizan mekonen Apr 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መርሃ ግብሪ መበል 23 ሰሙን ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ፋሲል ከነማ ኣብ ልዕሊ ወልዋሎ ዩኒቨርሲቲ ዓዲ-ግራት 2 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ተዓዊቱ። ንፋሲል ከነማ ናይ ዓወት ሸቶታት ዘቑፀሩ ጌታነህ ከበደን ሸምሰዲን መሓመድን እዮም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ዝሓለፉ 7 ዓመታት ጉዕዞ ለውጢ ዘርኢ ኢግዚብሽን ተኸፊቱ mizan mekonen Apr 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ዝሓለፉ 7 ዓመታት ጉዕዞ ለውጢ ዘርእይ ኢግዚብሽን ተኸፊቱ። ኣብቲ ኤግዚብሽን ሚኒስትር ግልጋሎት መንግስቲ ኮሙኒኬሽ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)፣ ኣፈ ጉባኤ ጨፌ ኦሮሚያ ሰዓዳ አብድርሕማን ሓዎሱ ሓላፊ ቢሮ ኮሙዩኒኬሽን እቲ ክልል…