ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ኣመራርሓ መናእሰይ ፓን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ mizan mekonen Apr 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉባኤ ኣመራርሓ መናእሰይ ፓን ኣፍሪካ ሎሚ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብ ኢትዮጵያ ንፈለማ እዋን ዝሳለጥ ዘሎ እቲ ጉባኤ÷ "ዓቕሚ መናእሰይ ንዝማዕበለት ኣፍሪካ" ዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣለዎ፡፡ ኣብቲ ጉባኤ፥ ካብ ሃገራት ኣፍሪካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ኣብ ዓውዲ ጥዕና ዘጋጠሙ ዕንወታት መፍትሕታት ንምንዳይ ዝዓለመ ዓለም ለኸ ዓውደ መፅናዕቲ ይሳለጥ ኣሎ mizan mekonen Apr 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዓውዲ ጥዕና ክልል ትግራይ ዘጋጠሙ ዕንወታት ብመፅናዕቲ ዝተደገፈ መፍትሕታት ንምንዳይ ዝዓለመ ዓስራይ ዓለም ለኸ ዓውደ መፅናዕቲ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ዋዕላ፥ ብምትሕብባር ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ትግራይ፣ ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ሆሳእና ሃገራዊ ለውጢ ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ mizan mekonen Apr 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ሆሳእና ሃገራዊ ለውጢ ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣብቲ ድጋፍ ሰልፊ ነበርቲ ከተማ ሆሳእናን ከባቢኡን÷ መንግስቲ እናወሰዶም ዘለው ናይ ሃገራዊ ለውጢ ስጉምትን ኣንፈታት ልምዓትን ዝድግፍ መልእኽትታት እናመሓላለፉ ይርከቡ፡፡…
ቢዝነስ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ሸሞንተ ኣዋርሕ ልዕሊ 264 ቢሊየን ብር ልቓሕ ንዓማዊል ከምዘቕረበ ኣፍሊጡ mizan mekonen Apr 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ሸሞንተ ኣዋርሕ ጥራሕ 264 ነጥቢ 65 ቢሊየን ብር ልቓሕ ንዓማዊል ምቕራቡ ኣፍሊጡ። ፕሬዚዳንት እቲ ባንኪ ኣይተ ኣቤ ሳኖ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተረኺቦም ንጉዳያት ቐዋሚ ኮሚቴ ትካላት ልምዓት መንግስቲ ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 117 ሰሩዕ ዘይኮኑ ፍልሰተኛታት ካብ ጅቡቲ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም mizan mekonen Apr 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)117 ሰሩዕ ዘይኮኑ ፍልሰተኛታት ኢትዮጵያውያን ኣብዚ ሰሙን ናብ ሃገሮም ንኽምለሱ ምግባሩ ኤምባሲ ኢትጵያ አብ ጅቡቲ ኣፍሊጡ፡፡ እዞም ወገናት ናብ ሃገሮም ዝተመለሱ እቲ ኤምባሲን ኣብ ጅቡቲ ምስ ዝርከብ ትካል ዓለም ለኸ ፍልሰተኛታትን ብምትሕብባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብለውጢ ዝተመዝገቡ ዓወታት ንክቕፅሉ ምግባር ብቆራፅነት ምርብራብ ይግባእ- ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ mizan mekonen Apr 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብለውጢ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዝተመዝገቡ ዓወታት ንክቕፅሉ ምግባር ኩሉ ብቆራፅነት ክረባረብ ይግባእ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ መሓመድ ገሊፆም፡፡ "ትማሊ፣ ሎሚን ፅባሕን ንልዕልና ኢትዮጵያ!" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብ24 መጋቢት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር ሃገራዊ ለውጢ ንኢትዮጵያ ካብ ሓደጋ ምብትታን ዘድሐነ ምዃኑ ገሊፆም mizan mekonen Apr 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሃገራዊ ለውጢ ንኢትዮጵያ ካብ ሓደጋ ምብትታን ዘድሐነ እዩ ክብሉ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ገሊፆም። ኣባላትን ኣመራሓታትን ቤት ምኽሪ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን÷‘ትማሊ፣ ሎሚን ፅባሕን ንልዕልና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል ሃገራዊ ለውጢ ንፌደራል ፖሊስ ናይ ምልዓል ዘበን ምዃኑ ገሊፆም mizan mekonen Apr 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ጋህዲ ዝኾነ ሃገራዊ ለውጢ ንፌደራል ፖሊስ ናይ ምልዓል ዘበን ምዃኑ ጀነራል ኮሚሽነር ፌደራል ፖሊስ ኢትዮጵያ ደመላሽ ገብረሚካኤል ገሊፆም፡፡ ፌደራል ፖሊስ ኢትዮጵያ 24 መጋቢት ሃገራዊ ለውጢ ምኽንያት ብምግባር ብዝተፈላለዩ ምድላዋት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ለውጢ ስዒቡ ዝተረኸቡ ውፅኢታት ኣብ ከይዲ ምርግጋፅ ስድራ ብልፅግና ልዑል እጃም ኣለዎም- ኣይተ ኣወሉ ኣብዲ mizan mekonen Apr 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) 24 መጋቢት 2010 ዓ.ም ጋህዲ ዝኾነ ሃገራዊ ለውጢ ስዒቡ ዝተረኸቡ ውፅኢታት ኣብ ከይዲ ምርግጋፅ ስድራ ብልፅግና ልዑል እጃም ከምዘለዎም ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ኣወሉ ኣብዲ ተዛሪቦም፡፡ ‘ትማሊ፣ ሎሚን ፅባሕን ንልዕልና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 24 መጋቢት ካብ ተፀባይነት ምውፃእ ዘኽእል ምዕራፍ ልምዓት ዝተጀመረላ ታሪኻዊት ዕለት እያ ተባሂሉ mizan mekonen Apr 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)24 መጋቢት ኢትዮጵያ ስብራታት ብምሕካም ዘርፈ ብዙሕ ዓወታት ልምዓት ብምምዝጋብ ካብ ተፀባይነት ምውፃእ ዘኽእል ሓዱሽ ምዕራፍ ልምዓት ዝተጀመረላ ታሪኻዊት ዕለት ምዃና ብማዓርግ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ መተሓባበሪ ክላስተር ገፀር ኣዲሱ…