Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ከተማ ሻሸመኔ ሃገራዊ ለውጢ ብምድጋፍ ህዝባዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኢትዮጵያ ሃገራዊ ለውጢ ጋህዲ ዝኾነሉ 7ይ ዓመት ምኽንያት ብምግባር ኣብ ከተማ ሻሸመኔ ልዑል ህዝባዊ ሰልፊ ድጋፍ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ሰልፊ ካብ ዞባ ምዕራብ ኣርሲ 13 ወረዳታት፣ ክልተ ምምሕዳር ከተማታትን ካብ ከተማ ሻሸመኔ ኣርባዕተ…

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሓዱሽ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጅቡቲ ዘትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌድዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሓዱሽ ዝተሾሙ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጅቡቲ ኣብዱልቃድር ሁሴን ኦማር ተዛትዮም፡፡ ኣብ ዘትኦም ድማ ስትራቴጂካዊ ምሕዝነት ክልቲአን ሃገራት ንምጥንኻር ተቐራሪቦም ንምስራሕ ተስማዕሚዖም፡፡…

ኣብ ከተማ ጅማ ሃገራዊ ለውጢ ጋህዲ ዝኾነሉ 7ይ ዓመት ኣመልኪቱ ሰልፊ ድጋፍ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኢትዮጵያ 24 መጋቢት 2010 ዓ.ም ጋህዲ ዝኾነ ሃገራዊ ለውጢ 7ይ ዓመት ምኽንያት ብምግባር ኣብ ክልል ኦሮሚያ ከተማ ጅማ ልዑል ሰልፊ ድጋፍ ይካየድ ኣሎ። ‘ትማሊ፣ ሎሚን ፅባሕን ንልዕልና ኢትዮጵያ!’ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻየደ ኣብ…

ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ስሩዕን ቐፃሊን ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ከውፅእ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ በቢ ክልተ ሰሙናት ስሩዕን ቐፃልነትን ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ከውፅእ ምዃኑ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ባንክ ነዚ ጉዳይ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ÷ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ በቢ ክልተ ሰሙን ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ምኽያድ ከምዝጅምር ተገሊፁ።…

ፓርቲ ብልፅግና ኢትዮጵያ ካብ ተፀባይነት ንምንጋፍ ዘኽእሉ ብዙሓት ዓወታት ኣመዝጊቡ- ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ውሽጢ ሓፂር እዋን ኢትዮጵያ ካብ ተፀባይነት ብምንጋፍ ናብ ምሉእ ሉኣላዊነት ንምስግጋር ዘኽእሉ ብዙሓት ዓወታት ምምዝጋቡ ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር መዓርግ ሓላፊ መተሓባበሪ ማእኸል ስርዓት ህንፀት ዲሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት…

ኣብ 24 ትካላት ዓመታዊ ምርመራ ቴክኒክ ተሽከርከርቲ ስጉምቲ ተወሲዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ልዕሊ 24 ትካላት ዓመታዊ ቴክኒክ ምርመራ ተሸከርከርቲ ስጉምቲ ምውሳዱ በዓል መዚ ኣሽከርከርቲን ተሸከርከርቲን ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እቲ በዓል መዚ ኣብ ልዕሊ እቶም ትካላት ጠመተ ሂቡ ብምግምጋሙ ልዑል ዝብሃል ክፍተት ዝተረኸበሎም ትካላት…

ብ18 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ህንፀቱ ንኽዛዘም ውዕሊ ዝተኣተወሉ ስታድየም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምዕራፍ ክልተ ብሄራዊ ስታዲየም ሎት ክልተን ሰለስተን ሓፈሻዊ ህንፀት ብ18 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ንምዝዛም ዘኽእል ውዕሊ ተኣትዩ። ሚኒስትር ባህልን ስፖርትን ሸዊት ሻንካ ከምዝበልኦ÷ ድሕሪ ልውጢ ዝተሃነፁን ዝተሓደሱን ካብ 10 ሺሕን 494…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ሕፁያት ኣባላት ኮሚቴ መልማሊ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ሾይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ሕፁያት ኣባላት ኮሚቴ መልማሊ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ሾይሞም፡፡ እቲ ኮሚቴ÷ ብመሰረት ሕገ መንግስቲ ፌ.ዴ.ሪ.ኢ ዓንቀፅ 102ን ብኣዋጅ መጣየሺ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ቁፅሪ 133/2011 ዓንቀፅ…

ኩባንያ ቶዮ ሶላር ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዎ ኢንቨስትመንት ናብ 110 ሚሊየን ዶላር ምብፅሑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ሃዋሳ ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ውሽጢ ዝርከብ ኩባንያ ሶላር ቶዮ ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዎ ሓፈሻዊ ኢንቨስትመንት ናብ 110 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ምብፅሑ ተገሊፁ። እቲ ኩባንያ ኣብ ውሽጢ ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ብ60 ሚልየን ዶላር ዝተሃንፀ ፋብሪካ ፈላማይ…

ኢትዮጵያን ሕቡራት ዓረብ ኤምሬታትን ጉጅለ ምርመራ ገበን ብምጥያሽ ብሓባር ንምስራሕ ዘትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚሽነር ፌደራል ፖሊስ ኢትዮጵያ ጀነራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል ምስ ጉጅለ ምርመራ ገበን ፖሊስ ዱባይ ሕቡራት ዓረብ ኤምሬታት ኣብ ጉዳይ ምርመራ ገበን ተዛትዮም፡፡ ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ኣብቲ እዋን ከምዝበልዎ÷ ኣብ ዱባይ ገበን ፈፂሞም ኣብ…