ለውጢ ስዓቡ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ዝተመዝገቡ ዓወታት ኢትዮጵያን ናብ ሓዱሽ ምዕራፍ ዘሰጋገሩ እዮም-ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊ ለውጢ ስዒቡ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ዝተመዝገቡ ዓወታት ኢትዮጵያ ናብ ሓዱሽ ምዕራፍ ዘሰጋገሩ ምዃኖም ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡
ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ዝተመዝገቡ ዓወታት ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃብዎ…