ቢዝነስ ኢትዮጵያ ንኬንያ ኣብ መዓልቲ 200 ሜጋ ዋት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ተቕርብ ኣላ mizan mekonen Mar 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብዚ ሕዚ እዋን ንኬንያ ኣብ መዓልቲ 200 ሜጋ ዋት ሓይሊ ኤሌክትሪክ እንቕረበት ምዃና ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብ ኢትዮጵያ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮ-ኬንያ ብዓል 500 ኪሎ ቮልት ኮንቨርተር ጣቢያ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቅደስ ዳባ ምስ ኣምባሳደር ቱርክዬ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛትየን mizan mekonen Mar 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቅደስ ዳባ ኣብ ኢትዮጵያ ማእኸል ንቕለ-ተኸላ ኣካል ሰውነት ንምጥያሽ ኣብ ዝክኣለሉ ኩነታት ምስ ኣምባሳደር ቱርክዬ ኣብ ኢትዮጵያ በርክ ባራን ተዛትየን፡፡ ኣብቲ ዘተ ማእኸል ንቕለ-ተኸላ ኣካል ሰውነት ኣብ ቅዱስ ጳውሎስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ሰመራ ዝተሃነፀ ፋብሪካ ባኒ ተመሪቑ mizan mekonen Mar 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ክልል ዓፋር ከተማ ሰመራ ዝተሃነፀ ፋብሪካ ባኒ ተመሪቑ፡፡ እቲ ፋብሪካ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድን (ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ኣብ ዝተረከቡሉ እዩ ዝተመረቐ፡፡ እቲ ፋብሪካ ቕድሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ዓቕሚታት ግብርናን ኢንዱስትሪን ክልል ዓፋር ኣብ ዘርእዩ ፕሮጀክትታት ዑደት ኣሳሊጦም mizan mekonen Mar 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ዓቕሚታት ግብርናን ኢንዱስትሪን ክልል ዓፋር ኣብ ዘርእዩ ፕሮጀክትታት ዑደት ኣሳሊጦም። እቲ ዑደት ቅድሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ብሪክስ ልዑል ፅዓት ኣኼባ ትሳተፍ ኣላ mizan mekonen Mar 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ብራዚል እናተኻየደ ዘሎ ኣኼባ ላዕለዎት ኣመራርሓታት ፅዓት ብሪክስ ኣብ ዝተረኸቡሉ እናተሳተፈት ከምትርከብ ተገሊፁ፡፡ ኣብቲ ኣኼባ በዓል ሙሉእ መዚ ኢትዮጵያ ኣብ ብራዚል ኣምባሳደር ልዑልሰገድ ታደሰ÷ ኣብቲ መድረኽ ብሪክስ ዘሎ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ዩክሬን ልዑል ወተሃደራዊ ኣኼባ ጉዳይ ዓቃቢ ሰላም ሰራዊት ክካየድ ኢዩ mizan mekonen Mar 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዩክሬን ልዕሊ 20 ሃገራት ዝሳተፋሉ ልዑል ወተሃደራዊ ኣኼባ ጉዳይ ዓቃቢ ሰላም ሰራዊት ሎሚ ኣብ ብሪታኒያ ክካየድ ኢዩ። ኣብቲ ኣኼባ ብሪታንያን ፈረንሳይን ኣብ ዝመርሕኡ ልእኽቶ ምኽባር ሰላም ብጥምረት ዝኣተዋ ሃገራት ላዕለዎት ወተሃደራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝቕፅሉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ሪቫን ግድብ ህዳሰ ክንቆርፅ ኢና – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) mizan mekonen Mar 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝቕፅሉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ሪቫን ዓብዩ ግድብ ህዳሰ ክንቆርፅ ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀሪቦም ካብ ኣባላት እቲ ባይቶ ዝተለዓሉ ሕቶታት…
ስፓርት 16 ዓመታት ሙሉእ ካርዲ ዘይርኣየ ተፃዋታይ……… mizan mekonen Mar 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሜዳ ኩዕሶ እግሪ ፀወታ ኣብ ተፃራሪ ጋንታ ተፃወትቲ ብኣይሰዓርን በሃላይነት መንፈስ ናብ ህልኽ ኣትዮም÷ ክነሓንሑን ካብኡ ሕልፍ ኢሉ እውን ኣብ ሓደ ኣካል ጥፍኣት እንትፍፅሙን ምርኣይ ተለሚዱ እዩ፡፡ ተፃወትቲ ኣብ ምንቅስቓስ ፀወታኦም ከም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ይካየድ ኣሎ mizan mekonen Mar 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ እናተኻየደ ይርከብ፡፡ ኣብቲ ኣኼባ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ(ዶ/ር) ሕቶታት እናቕረቡ ይርከቡ፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣኬባ ጉጅለ ተዳራዳሪ ኣባልነት ትካል ንግዲ ዓለም ኣብ ጀኔቫ ምክያድ ጀሚሩ mizan mekonen Mar 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓምሻይ ኣኼባ ኣባላት ጉጅለ ስራሕ ተዳራዳሪ ኣባልነት ትካል ንግዲ ዓለም ኣብ ስዊዘርላንድ ጄኔቫ ምክያድ ጀሚሩ፡፡ መራሒ ጉጅለ ዋና ተደራዳሪ ኢትዮጵያን ሚኒስትር ንግድን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም…