Fana: At a Speed of Life!

መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ንፓኪስታን ብሄራዊ ቤተ-መፃሓፍቲ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ) ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ፓኪስታን ጀማል በከር (ዶ/ር) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዝተፅሓፈ መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ንፓኪስታን ብሄራዊ ቤተ-መፃሓፍቲ ኣበርኪቶም፡፡ መሪሕነት ቀዳማይ ሚኒስትር ብፖለቲካ፣ ኢኮኖሚ፣…

ኢትዮጵያ ከይዲ ኣባልነት ትካል ንግዲ ዓለም ንምዕዋት ይስራሕ ኣሎ- ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ ከይዲ ኣባልነት ትካል ንግዲ ዓለም ኣብ ዝተትሓዘሉ እዋን ንምዕዋት እናተሰርሐ ይርከብ ክብሉ ኣብ ብሄራዊ ዘተ ኮሚቴ ትካል ንግዲ ዓለም ተዳራዳሪ ዝኾኑ ሚኒስትር ንግድን ቀጣናዊ ምትእስሳር ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ብሄራዊ…

ኢትዮጵያ ክብሪን ኪነ-ጥበባዊ ፀጋታትን ንኣባል ሃገራት ብሪክስ ክተፋልጥ እያ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ ባህሊ ክብሪታትን ኪነ-ጥበባዊ ፀጋታትን ”ባህሊ ድልድል ኢትዮጵያ ንምትእስሳር ህዝቢ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ንኣባል ሃገራት ብሪክስ ከተፋልጥ ምዃና ተገሊፁ፡፡ ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዘለው ዓበይቲ ባህላዊ ክብርታት፣ ኪነ-ጥበባዊ ፀጋታትን…

ቻይና “ቤልት ኤንድ ሮድ” ፕሮጀክት ልምዓት ኢትዮጵያ ዝድግፍ እዩ – ኣምባሳደር ተፈራ ደርበው

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ) ቻይና እናካየደቶ ዘላ “ቤልት ኤንድ ሮድ” ኢኒሼቲቭ ትልሚ ልምዓት ኢትዮጵያ ዝድግፍ ምዃኑ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተፈራ ደርበው ገሊፆም፡፡ ኣምባሳደር ተፈራ ናይ ቻይና “ቤልት ኤንድ ሮድ” ኢኒሼቲቭ ቐንዲ ኣካል ዝኾነ ብኤሌክትሪክ…

ኣቦታት ሃይማኖት ብዛዕባ ሰላም ምስባኽ ቐንዲ ተግባሮም ክኸውን ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት ሃይማኖትን ኣቦታት ሃይማኖትን ኣብ ፀለቶም ይኹን ኣብ ዘረበኦም ብዛዕባ ሰላም ምስባኽ ቀንዲ ተግባሮም ክኸውን ከምዝግባእ ትካላት ሃይማኖት ክልል ኦሮሚያ ኣገንዚቡ፡፡ እቲ ጉባኤ ዘሰናድኦ ኮንፈረንስ ሰላም÷”ሃይማኖት ንሰላም፣…

ኣዳማ ከተማን ወላይታ ድቻን ማዕረ ተፈላልየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ) መበል 24 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ፀወታ ኢትዮጵያ መላይታ ድቻን ኣዳማ ከተማን ብዘይምንም ሽቶ ማዕረ ተፈላልየን፡፡ ወላይታ ድቻ በቲ ሊግ ድሕሪ ኣርባዕተ ተከታታሊ ዓወት ማዕረ እንትፈላለያ÷ ኣዳማ ከተማ ድማ ኣብ ዝሓለፈ ኣርባዕ ፀወታታት…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ከተማ ሻርጃ ሓዱሽ በረራ ክጅምር እዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ሕቡራት ዓረብ ኤምሬታት ከተማ ሻርጃ ካብ 24 ግንቦት 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ግልጋሎት በረራ መንገደኛታት ንምጅማር ምድላዋት ምዝዛሙ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብ ሰሙን ኣባዕተ ግዘ ዘካይዶ እቲ ግልጋሎት በረራ÷ መገደኛታት ናብ…

ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ሃገር ቦቆል ፍርያት ፎረም ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቅደስ ዳባን ካልኦት ኣመራርሓን ዝተሳተፉሉ ሳልሳይ ዓለም ለኸ ሃገር ቦቆል ፎረም ይሳለጥ ኣሎ፡፡ ካብ ሎሚ ጀሚሩ ንሰለስተ መዓልቲታት ዝፀንሕ እቲ ፎረም ብኣተሓባበሪነት ትካል ጥዕና ዓለም ኣብ ሕቡራት ዓረብ ኤምሬታት ከተማ…

እስራኤል ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምሕዝነት ከምተጠናኽር ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ምስ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ እስራኤል ኣሚን ኦሃና ተዛትዮም፡፡ እቲ ዘተ ኣብ ኡዝቤኪስታን እናተኻየደ ዝርከብ መበል 150 መድረኽ ሕብረት ኢንተር ፓርላሜንታሪ ጎና ጎኒ እዩ ተኻይዱ፡፡ ኣቲ ዘተ…

ኢትዮጵያ ንህዝቢታት ደቡብ ሱዳን ትገብሮ ደገፍ ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ኣረጋጊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ንህዝቢታት ደቡብ ሱዳን ትገብሮ ደገፍ ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣፍሊጦም፡፡ ምክትል ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ቤንጃሚን ቦል ሜልን ካብ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ሳልቫ ኪር ማያርዲት ሒዞምዎ ዝመፅኡ…