Browsing Category
ቢዝነስ
ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ሰነድ ስምምዕነት ደገፍ ምትሕብባር ልምዓት 230 ሚሊየን ዶላር ተፈራሪመን
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ሰነድ ስምምዕነት ደገፍ ምትሕብባር ልምዓት 230 ሚሊየን ዶላር ተፈራሪመን።
ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ኣይተ ኣድማሱ ነበበን ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ሴያን ጆንስን…
ፈረንሳይ ንኢትዮጵያ 40 ሚሊየን ዩሮ ሓገዝ ክትገብር ኢያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈረንሳይ ንኢትዮጵያ 40 ሚሊየን ዩሮ ሓገዝ ክትገብር ኢያ።
እቲ ሓገዝ፥ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ኣምባሳደር ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ፍሪዴሪክ ቦንቴምስን ኢዮም ዕላዊ ገይሮምዎ።
ኢትዮጵያ ኣብ ምክልኻል ኮቪድ-19 ትገብሮ ፃዕሪ…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ 10 ሺሕ ኪሎ ግራም ናውቲ ሕክምና ናብ ሱዳንን ሶማሊያን ኣጎዓዒዙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ 10 ሺሕ ኪሎ ግራም ናውቲ ሕክምና ናብ ሱዳንን ሶማሊያን ኣጎዓዒዙ።
እቲ መገዲ ኣየር 7 ሺሕ ኪሎ ግራም ናውቲ ሕክምና ናብ ሱዳን ከምኡ'ውን 3 ሺሕ ኪሎ ግራም ናብ ሶማሊያ ኢዩ ኣጎዓዒዙ።
እተን ሃገራት ቫይረስኮሮና…
ኣፍሪና ራይድ ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዘ ኣገልግሎት መጓዓዝያ ኣብ ከተማ መቐለ ክጀምር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣፍሪና ራይድ ዝተብሃለ ትካል ኣገልግሎት መጓዓዝያ ኣብ ከተማ መቐለ ንምጅማር ምድላዋቱ ከም ዝወገነ ኣፍሊጡ።
እቲ ትካል ቅድሚ ሐዚ ኣብ ታክስን ካልኦት መጓዓዝያን ኣብ ተሳፈርቲ ይበፅሕ ንዝነበረ ፀገማት ንምፍታሕ ዝሕግዝ ስራሕቲ ከምዝሰርሕ ገሊፁ።…
መንግስቲ ካብ 1997-2007 ዓ.ም ውዝፍ ዕዳ ግብሪ ንዘለዎም ትካላት ቢዚነስ ዕደኦም ምስራዝ ሓዊሱ ካልኦት ውሳነታት ፖሊሲ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ለበዳ ቫይረስኮሮና ኣብ ልዕሊ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ዘስዕቦ ኣሉታዊ ፅዕንቶ ምንካይ ዘኽእሉ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ፖሊሲ ከምዘመሓላለፈ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ዶክተር ኢዮብ ተካልኝ ገሊፆም።
እቶም ውሳነታት ምስ ውዙፍ ውሳነታት ልቓሕ…
ጀርመን ቫይረስኮሮና ኣብ ኢትዮጵያ ዘብፅሖ ጉድኣት ንምቕናስ ዘኽእል ማዕቐፍ ደገፍ 4 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ዕላዊ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጀርመን ቫይረስኮሮና ኣብ ኢትዮጵያ ዘብፅሖ ጉድኣት ንምቕናስ ዘኽእል ማዕቐፍ ደገፍ 4 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ዕላዊ ከምዝገበረት ሚኒስትር ምትሕብባር ኢኮኖሚን ልምዓትን እታ ሃገር ጀርድ ሙለር ኣፍሊጦም።
እቶም ሚኒስትር፥ ሃገሮም ኣብዚ ኣፀጋሚ እዋን…
ዛላምበሳ-ዓሊተና ሓዊሱ ኣብ 7 ከባቢታት መገዲታት ኣስፋልት ንምህናፅ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተፈሪሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)በዓል መዚ መገዲታት ኢትዮጵያ ኣብ ሸውዓተ ከባቢታት እዛ ሃገር ብ11 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር መገዲታት ኣስፋልት ንምህናፅ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ሎሚ መዓልቲ ተፈራሪሙ።
እቶም መገዲታታት ብድምር 509 ነጥቢ 11 ኪሎ ሜትሮ ንውሓት…
ኣይተ ጌታቸው ሓጎስ ግዚያዊ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኩባኒያታት ቴክኖሎጂ ግሩፕ ሚድሮክ ኮይኖም ተሾይሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣይተ ጌታቸው ሓጎስ ግዚያዊ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኩባኒያታት ቴክኖሎጂ ግሩፕ ሚድሮክ ኢትዮጵያ ኮይኖም ተሾይሞም።
ኣይተ ጌታቸው፥ ልዕሊ 20 ዓመት ዋና ፈፃሚ ስራሕ ናይቶም ኩባኒያታት ኮይኖም ከገልግሉ ዝፀንሑ ዶክተር ኣረጋ ይርዳው ካብ…
ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ንዓማዊሉ ን3 ኣዋርሕ ዝፀንሕ እፎይታ እዋን መኽፈሊ ልቓሕ ሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ምኽኒያት ብምግባር ንዓማዊል መንበሪ ሓባር ኣባይቲ ን3 ኣዋርሕ ዝፀንሕ እፎይታ እዋን መኽፈሊ ልቓሕ ከምዝሃበ ኣፍሊጡ።
ስለዝኾነ እቲ ባንኪ ክእክቦ ዝነበረ ኣስታት ልዕሊ ቢሊየን ብር ናብ ዝቕፅል እዋን…
መንግስቲ ካብ ወፃኢ ኣብ ዘእትዎ ዘይቲ ብልዒ መስተኻኸሊ ዋጋ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ካብ ወፃኢ ኣብ ዘእትዎ ዘይቲ ብልዒ መስተኻኸሊ ዋጋ ምግባሩ ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ዲኤታ ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣይተ እሸቴ ኣስፋው፥ እቲ ዘይቲ ብልዒ ቅድሚ ሕዚ ካብ ዝነበረሉ ዋጋ ኣብ ሓደ ሊትሮ ብር 4ን 30…