Browsing Category
ቢዝነስ
ኣብ ወረዳ ኢሮብ ፈለማይ ዩኔን ሕብረት ስራሕ ማሕበር ተጣይሹ
ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ወረዳ ኢሮብ ፈለማይ ዝኾነ ዩኔን ሕብረት ስራሕ ማሕበር ተጣይሹ።
ኣብቲ መድርኽ ተረኺቦም መደረ ዘስምዑ ዋና ዳይሬክተር ኤጀንሲ ዩኔን ሕብረት ስራሕ ማሕበራት ኣይተ ሰሎሞን ኣብርሃ፥ እታ ዩኔን 26 ሕዳር 2012 ዓ.ም ከምዝተጣየሸትን "መሰረታዊ…
ፎረም ቢዝነስ ኢትዮ – ሳዑዲ ዓረቢያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢዝነስ ፎረም ኩባንያታት ኢትዮጵያን ሳዑዲ ዓረቢያን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ፡፡
ኣብቲ ፎረም ቢዝነስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኢትዮጵያን ሳዑዲ ዓረቢያን ከምኡ እውን ልዕሊ 150 ሰብ ሃፍቲ ክልቲአን ሃገራትን ተሳተፍቲ ኮይኖም።…
ኣብ ፀረ መበረታትዒ ቅመም ዘድሃበ ስልጠና ይወሃብ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ፀረ መበረታትዒ ቅመም ዘድሃበ ስልጠና ካብ ማሕበር ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ዓለም ብዝመፅኡ ሰብ ሞያታት ይወሃብ ኣሎ።
ኣብቲ ስልጠና ኣትሌታት፣ ኣሰልጠንቲ፣ ማናጀራትን ተወከልቲን ኣትሌታት ይሳተፉ ኣለዉ።
ምኽትል ተቐዳሚት ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን…